ዓለም ለኻዊ ዜናታት ደቡብ ኮሪያ ፈላመይቲ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ኣወንጪፋ Desta Dec 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ፈላመይቲ ወተሃደራዊ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ኣወንጪፋ። ምውንጫፍ እታ ሳተላይት፥ ሰሜን ኮሪያ ኣብ ቀረባ እዋን ወተሃደራዊ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ምውንጫፋ ስዒቡ ዝተፈፀመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብናይ ባዕላ ዓቕሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ግዴትኡ ብመንፈስ ህዝባዊ ውግንና ይዋፃእ ኣሎ- ሌ/ጄ መሓመድ ተሰማ Desta Dec 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ናይ ጎጃም ኮማንድ ፖስት ኣካቢን ናይ ምብራቕ እዝ ኣዛዚን ሌተናል ጄኔራል መሓመድ ተሰማ ኣብ ወረዳ ደጋ ዳሞት ዕደት ስራሕ ኣካይዶም። ኣብቲ ዑደት ኣብቲ ወረዳ ዘሎ ቀዳማይ በርኪ ሁስፒታል ርእዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉን ኣይተ ታደሰ ለማን ሕፁያት ኣከብቲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ብምዃን ቀሪቦም Desta Dec 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉን ኣይተ ታደሰ ለማን ሕፁያት ኣከብቲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብምዃን ቀሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሸሞንተ ኣባላት ዘለውዎ መልማሊ ኮሚቴ ሕፁይ ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስያሞም ይዝከር።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ቶኒ ብሌር ዘቲዮም Desta Dec 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ቶኒ ብሌር ዘቲዮም እቲ ዘተ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ኮፕ28 ዝተሳለጠ ኢዩ ተባሂሉ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ዝጠመተ ልዝብ ምስ መሻርኽቲ ልምዓት ተሳሊጡ Desta Dec 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራዊ ዘተ ዝጠመተ ልዝብ ምስ መሻርኽቲ ልምዓት ተሳሊጡ። እቲ መደረኽ ዘተ መበል ራብዓይ ዙር እንትኸውን፥ ኣብ መንጎ እቶም ትካላት ልምዓት፣ ኣመራርሓ ሚኒስቴር ገንዘብን ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ውድብ ሕቡራት መንገስታት ኣብ ኢትዮጵያን ዝተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ስልጠና ዝተረኸቡ ልምዲታት ምትግባር ካብ ኣመራርሓ ብቐዳምነት ትፅቢት ዝግበረሉ ጉዳይ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Dec 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ስልጠና ዝተረኸቡ ልምዲታት ምትግባር ካብ ኣመራርሓ ብቐዳምነት ትፅቢት ዝግበረሉ ጉዳይ ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥ ኣብ ከተማ መቱ ንኣመራርሓ መንግስቲ ኣብ ዝወሃብ ዘሎ ስልጠናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ብዝለዓለ ድምቀት ይኽበር ኣሎ Desta Dec 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ብዝለዓለ ድምቀት ይኽበር ኣሎ። ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣክሱም ዝኸዱ ኣጋይሽ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣቀባብላ ይግበረሎም ምንባሩ ይዝከር። ኣብቲ ብዝለዓለ ድምቀት ሎሚ መዓልቲ ዝኽበር ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንምዕሩይነት ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ዝኸውን ኣሰራርሓን ማዕቐፍ ሕግን ከምዝዳሎ ተሓቢሩ Desta Nov 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ከባቢ ቆላን ንምዕሩይነት ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ዝኸውን ኣሰራርሓን ማዕቐፍ ሕግን ከምዘዳሉ ተሓቢሩ። እቲ ፕሮጀክት ካብ ትካል ምግብን ሕርሻን ዓለም(ፋኦ) በዝተረኸበ ደገፍ ገንዘብ ዝትግበር ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ሚኒስትር መስኖን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕባለ ትካል ዝዕቀን ፖሊሲ መንግስቲ ተግባራዊ ብምግባር ኢዩ- ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ Desta Nov 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕባለ ትካል ዝዕቀን ሕግን ስርዓትን ብምኽታል ፖሊሲ መንግስቲ ተግባራዊ ብምግባር ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናነት ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ተዛሪቦም። ኣመራርሓ ስራሕ ፋይናንስ ሓይሊ ኣየር ኣብ ምምሕዳር ንብረት፣ ምድላው ትልምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰልጠንቲ ተሃድሶ ንዘላቒ ሰላም ግደኦም ከምዝዋፅኡ ገሊፆም Desta Nov 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግዚያዊ መፅንሒ ስልጠና ተሃድሶ ኮምቦልቻ ስልጠነኦም ዝዛዘሙ ሰልጠንቲ ኣብ ሰልጠና ዝረኸብናዮ ፍልጠት ብምጥቃም ንዘላቒ ሰላም ግደና ከንዋፃእ ኢና ክብሉ ገሊፆም። ኣብ ኮማንድ ፖስት ምብራቕ ኣምሓራ ስልጠነኦም ዝዛዘሙ ወልቀ ሰባት ናብ ማሕበረሰብ…