Fana: At a Speed of Life!

ሎጅ “ዝሆን ዳና” ጨበራ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኮይሻ መኣዲ ንሃገር  ዝለምዐ ሎጅ “ዝሆን ዳና” ጨበራ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ቤት ምኽሪ ጋምቤላ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ጋምቤላ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ኣሽኔ ኣስቲን --- ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣማኻሪ ኣወዳድባ ርክብ ህዝቢ ኣይተ ጀምስ ዴንግ --- ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ…

ኣብ ትግራይ ብ15 ሚሊየን ብር ዝተፀገና ኣብያተ ትምህርቲ ናብ ግልጋሎት በቒዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ እምባስነይቲ ከተማ ነበለት ግዱሳት ፈተውቲ ዓዲ ብር 15 ሚሊየን ወፃኢ ብምግባር ዘፀገንወን ኣብያተ ትምህርቲ ናብ ግልጋሎት በቒዐን። እተን ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ሙሉእ ብሙሉእ ዕንወት ዝበፅሐን ሰለስተ ኣብያተ ትምህርቲ…

ህፁፅ ጉባኤ ቤት ምኽሪነ ጋምቤላ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፅ ጉባኤ ቤት ምኽሪነ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ጋምቤላ ይሳለጥ ኣሎ። ኣፈ-ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ባንቻየሁ ድንገታ፥ ኣገልግሎታት መንግስቲ ቅልጡፋት፣ ውፅኢታዊን ጊዘ ቆጣቢን ንክኾኑ ዘኽእል ዘተ ክግበር ኢዩ። ወይዘሮ መሰረት ማቲዮስ ምክትል…

ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቻይና ግዝኣት ሱቿን ዑደት ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቻይና ግዝኣት ሱቿን ዑደት ይገብር ኣሎ። እቲ ልኡኽ ኣብ ዑደቱ፥ ፅንሰ ሓሳብ ዝተዋደደ ልምዓት ከተማታት ቻይና ተግባራዊ ብምግባር ገፀር ምስ ከተማ ኣብ ምትእስሳር ብዝትዋደደ…

ላዕለዋይ ኣመራርሓ ኣልሸባብ ማኣሊም ኣይማን ከምዝተቐተለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣመራርሓ ኣልሸባብ ማኣሊም ኣይማን ብደገፍ ሓይሊታት ኣሜሪካ ሰራዊት ሶማሊያ ብመሰረት ዘካየዶ ወፍሪ ከምዝተቐተለ ተገሊፁ። ማኣሊም አይማን ኣብ ሶማሊያን ከባቢኡን ዝተፈላለዩ ተግባራት ግብረ ራዕዲ ብምምራሕ ኣፈፂሙ ኢዩ ብዝብል እንትእለሽ…

ባንኪ ኢንተርናሽናል ንብ ኣብ ሃዋሳ ዘህነፆ በዓል 12ን 14ን ደብሪ ህንፃ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኢንተርናሽናል ንብ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዘህነፆ በዓል 12ን 14ን ደብሪ ህንፃ የመርቕ ኣሎ። እቲ ባንኪ ሸሞንተ ቅርንጫፋትን ቤት ፅሕፈት ዲስትሪክትን ኣብታ ከተማ ብምኽፋት ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ይህብ ከምዘሎ ተገሊፁ። ባንኪ ኢንተርናሽናል…

”ኣፍደገ ባሕር ኣፍደገ ልምዓት” ብዝብል ርእሲ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢሲ)''ኣፍደገ ባሕር ኣፍደገ ልምዓት" ብዝብል ርእሲ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ዩንቨርስቲ ኣርባ ምንጭ ዘሰናደኦ ኢዩ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ  ዳምጠው ዳርዛ (ዶ/ር)፥ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ከመይ ምላሽ ይርከብ ኣብ ዝብል ርእሰ…

ሓማስ፥ እስራኤል “ምሉእ ብምሉእ መጥቃዕቲ ደው ንምባል” ክሳብ ትሰማማዕ ንዝሓዞም ሰባት ከም ዘይለቅቕ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንወሽመጥ ቓዛ ተቘፃፂሩ ዘሎ ሓማስ፥ እስራኤል “ምሉእ ብምሉእ መጥቃዕቲ ደው ንምባል” ክሳብ ትሰማማዕ፡ ጅሆ ንዝሓዞም ሰባት ከም ዘይለቅቕ ኣፍሊጡ። እስራኤል ኣብ ፈለማ እዚ ወርሒ ግዝያዊ ተዅሲ ደው ካብ ዝበለሉን ልዕሊ 100 ጅሆ ካብ ዝፍትሑን…

ዓለምለኸ መድረኽ መፅናዕቲ ቋንቋታት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ታሽዓይ ዓለምለኸ መድረኽ መፅናዕቲ ቋንቋታት ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ብዕሊ ተጀሚሩ። እቲ ዓለምለኸ መድረኽ ብኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይ ዝተዳለወ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ…