ቢዝነስ ባንኪ ወጋገን ባንክ ኣብ ታሪኩ ዝለዓለ ኣታዊ 13 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ረኺቡ Desta Oct 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ወጋገን ባንክ ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ታሪኩ ዝለዓለ ኣታዊ 13 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ረኺቡ። ብመሰረት እዚ ትርፊ ሓደ ኣክሲዮን ናብ 46 ነጥቢ 1 ሚኢታዊ ክብ ከምዘበለ ዕላዊ ገይሩ። ኣካቢ ቦርድ እቲ ባንኪ ኣይተ ኣብዲሻ ሑሴን፥…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሽልማት ኖቤል ፊዚክስ ንሰለስተ ሳይንትስታት ተዋሂቡ Desta Oct 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሽልማት ኖቤል ፊዚክስ 2025 ንሰለስተ ሳይንትስታት ተዋሂቡ። ጆን ክላርክ፣ ሚኬል ኤች ዲቮሬትን ጆን ኤም ማርቲንስን እቲ ሽልማት ዝተዓወቱ ሞያተኛታት ኮምፒውተር ምህድስና ኢዮም። እቲ ሽልማት ንቐፃሊ ትውልዲ ዝምጥን ጠንካራ ኮምፒውተራት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ስምምዕነት ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ተግባራዊ ንምግባር ምድላዋታ ዛዚማ Desta Oct 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ስምምዕነት ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ተግባራዊ ንምግባር ምድላዋታ ዛዚማ ኢሉ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን። ናይቲ ምድላው ምዝዛመን መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዕዳጋን ዝጠመተ መግለፂ ዝሃቡ ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ያስሚን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ Desta Oct 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣይተ መስፍን ጣሰውን ኣባላት ማኔጅመንትን ብምዃን ኣብ ወሰን ወሓዚ ሩባን ስራሕቲ…
ቢዝነስ ስርዓት ቁፅፅር መረዳእታ ኮንስትራክሽን ዕላዊ ኮይኑ Desta Oct 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ገለፅነትን ተሓታትነትን ንምንጋስ ዘኽእል ስርዓት ቁፅፅር ሓበሬታ ኮንስትራክሽን ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ብምግባር ናብ ተግባር ዝኣተወ ሃገራዊ ኢኒሼቲቭ ትራንስፎርሜሽን ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ Desta Oct 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ሻድሻይ ዘበን ፓርላማ ሓምሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ነዚ ዕለት ዝተትሓዙ ኣጀንዳታት ብምፅዳቕ ዘትኡ ኣብ ምስላጥ ይርከብ። ዳይሬክተር ኮሚኒኬሽንን ርክብ ህዝብን ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ብኣማራፅታት ሰላም ኣቢሉ ሰላም ኢትዮጵያ ዘተኣማምን ንምግባር ይሰርሕ ኣሎ Desta Oct 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ብኣማራፅታት ሰላም ኣቢሉ ሰላም ኢትዮጵያ ዘተኣማምን ንምግባር ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ። መኽፈቲ ስነ ሰርዓት መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ሓምሻይ ዓመት ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ተኻይዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዳይ በሪ ባሕሪ ድሕሪ 30 ዓመታት ዓለም ለኻዊ መዘራረቢ ዛዕባ ምግባር ተኻኢሉ-ፕሬዚዳንት ታዬ Desta Oct 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ኣባይን ቀይሕ ባሕሪን እትርከብ ሃገር ኢያ፤ መፃኢ ዕድላ እውን ምስ ክልቲኦም ማያት ኣዝዩ ዝተዛመደ ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ። እቶም ፕሬዚዳንት ነዚ ዝበሉ መኽፈቲ ስነ ሰርዓት መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ሓምሻይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘላቕነት ዘለዎ በሪ ባሕሪ ናይ ምርካብ ፍትሓዊ ሕቶ ብማሕበረሰብ ዓለም ዘለዎ ቅቡልነት ይዛይድ ኣሎ-ፕሬዚዳንት ታዬ Desta Oct 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እተቕርቦ ዘላ ዘተኣማምንን ዘላቕነት ዘለዎን በሪ ባሕሪ ናይ ምርካብ ፍትሓዊ ሕቶ ብማሕበረሰብ ዓለም ዘለዎ ቅቡልነት ይዛይድ ኣሎ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ኢትዮጵያ ብሃፍቲታት ዶብ ተሳጋሪ ፍትሓዊ ተረባሕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ወፃኢ ማእኸልን መሰረታዊ ስሕበትን ብሄራዊ ረብሓን ክብሪን ዜጋታት ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ Desta Oct 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ወፃኢ ማእኸልን መሰረታዊ ስሕበትን ብሄራዊ ረብሓን ክብሪን ዜጋታት ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ። መበል ሻድሻይ መኽፈቲ ስነ ሰርዓት ሓምሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…