Fana: At a Speed of Life!

ንመበል 18 መዓልቲ በዓል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመበል 18 መዓልቲ በዓል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ኣይተ ኣገኘሁ፥ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ብምርካብ ነቲ በዓል ዝግበር ዘሎ ምድላው ብዝምልከት…

ኢትዮጵያ ኣብ ሓበራዊ ኣህጉራዊ ጉባኤ ኣካላት ኣመራርሓ ኮሚቴ ብሄራዊ ቁፅፅር ትሬድማርክ ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ታንዛኒያ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ሓበራዊ ኣህጉራዊ ጉባኤ ኣካላት ኣመራርሓ ኮሚቴ ብሄራዊ ቁፅፅር ትሬድማርክ ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኢትዮጵያ እተተግብሮ ዘላ ሓምለዋይ ተኮር ኢንዱስትሪ ብዝምልከት ዘለዋ ተመክሮ ኣብ ጉባኤ ትካል ልምዓት ውሕመ ኣካፊሎም –…

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ እተተግብሮ ዘላ ሓምለዋይ ተኮር  ኢንዱስትሪ ብዝምልከት ዘለዋ ተመክሮ ኣብ ጉባኤ ትካል ልምዓት ውሕመ ምክፋሎም ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን። እተን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ፆታዊ  መጥቃዕቲ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ዘሳልጥ መድረኽ ንምስታፍ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ፆታዊ መጥቃዕቲ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ዘሳልጥ መድረኽ ንምስታፍ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን። እቲ ጉባኤ ትማሊ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ክሳብ ሎሚ መዓልቲ ከምዝቕፅል ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቼክ ሪፐብሊክ ፕራግ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን  ናብ ቼክ ሪፐብሊክ ፕራግ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብቲ ዓዲ ከምዝኸዱ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…

ዓውዲ ውልቀ ሞተር ምዕባለ ኢትዮጵያ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ውልቀ ሞተር ምዕባለ ኢትዮጵያ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 20 ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካላት ልምዓት ኢንዱስትሪ ሕቡራት መንግስታት ብምርካብ መደረ ኣስሚዖም። ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥…

ሓይሊ ባሕሪ ሃንደበታዊ ውሑጅ ዘስዕቦ ሓደጋ ንምክልኻል ተዋፊሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ምብራቕ ኢትዮጵያ ዝዘንብ ዘሎ ሓያል ማይ ስዒቡ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ውሑጅ ዘስዕቦ ሓደጋ ቀዲሙ ንምክልኻል ናብቲ ከባቢ ተዋፊሩ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ሓደጋ ስግኣት ኣመራርሓ ስራሕ ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም (ዶ/ር)፥ ነቲ ሓይሊ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቱሪዝም ንክትሳተፍ እንግዶት ተገይሩላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝሳለጥ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቱሪዝም ንክትሳተፍ እንግዶት ተገይሩላ። ሚንስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ቱሪዝም ሌንሳ መኮንን ምስ ኣምባሳደር ፖርቹጋል ኣብ ኢትዮጵያ ሊውዛ ፍራጎሶ ዘቲየን። እቲ ዘተ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳን ኣባላት ካቢኔኦምን ብዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ስኮት ሆክላንደር ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኸ ኣብ ቤት ዕዮኦም ብምቕባል ዘቲዮም። ኣይተ ጌታቸው፥  ትግበራ ውዕል…

በዓል መዚ ኣእምሯዊ ንብረት ኢትዮጵያ 1 ሺሕን 585 ፍቓዳት ከምዝሃበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ኣእምሯዊ ንብረት ኢትዮጵያ ብምልክት ንግዲ፣ ፓተንት፣ መሰላት ቅዳሕን ዝኣመሰሉን ብሓፈሻ 1 ሺሕን 585 ፍቓዳት ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ዓውዲ ኣገልግሎት ዓማዊል እቲ በዓል መዚ ኤልያስ ጥሩነህ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥…