Fana: At a Speed of Life!

ጠንቂን ምልክታትን ልዑል መጠን ኮሌስትሮል

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌስትሮል ኣብ ደም እንትኸውን፥ መጠን ኮሌስትሮል ኣብ ደም እናወሰኸ ምስ ዝኸይድ ኣብ ጥዕና ዘሎ ሓደጋ እውን ብኡ መጠን እናወሰኸ’ዩ ዝኸይድ። ውድብ ጥዕና ዓለም ልዑል መጠን ኮሌስትሮል ንሓደጋታት ሕማም ልብን ወቅዒን ከም ዘቃልዕ ይገልፅ። እዚ…

ካብ ዓመት ናብ ዓመት ኣብ ሓምለዋይ ኣሰርና ቆላሕታ ብምግባር ክንሰርሕ ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዓመት ናብ ዓመት ኣብ ሓምለዋይ ኣሰርማ ቆላሕታ ብምግባር ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንእዋን ተኸላ ቐፃሊ ዓመት ምድላው ፈልሲ…

ዪንሴፍ 16 ሚልየን ብር ዝግመት ሓገዝ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን ንቢሮ ጥዕና ትግራይ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዪንሴፍ  16 ሚልየን ብር ዝግመት ሓገዝ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን ንቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣበርኪቱ። እቶም ሓገዛት፥ ተወካሊት ዪንሴፍ ጨንፈር ትግራይ ኤልዛቤት ኦሜኬ ንሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ዶክተር ኣማኒኤል ሃይለ…

ኢትዮጵያን ኔዘርላንድስን ስምምዕነት ሓገዝ 45 ሚሊየን ዩሮ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኔዘርላንድስን ስምምዕነት ሓገዝ 45 ሚሊየን ዩሮ ከቲመን። እቲ ስምምዕነት ኣብ ኢትዮጵያ ምምሕዳር ተፋሰስ ንምድጋፍ ዝውዕል ፕሮጀከት መፈፀሚ ከምዝኾነ ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣብ ከባቢ ወሓዝቲ ሩባታት…

ልኡኽ ኢንቨስትመንት ቻይና ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ኢንቨስትመንት ቻይና ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ልኡኽ፥ ብምክትል ፀሓፊ ቀዋሚ ኮሚቴ ግዝኣት ጂሊ፣ ምክትል ሴክሬታሪ ጄኔራል ምምሕዳር ፉያንግ ዋንግ ፈሂሁ፣ ኣዶ መንበር ኮሚቴ ምትሕብባርን ሕውነትን ኢትዮጵያ ቻይና ቤቲ…

መድረኽ ዘተ ምምሕዳር ኤሌክትሮኒክስን ኣገልግሎት ዲጂታላይዜሽንን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ሩሲያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ምምሕዳር ኤሌክትሮኒክስን ኣገልግሎት ዲጂታላይዜሽንን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ሩሲያ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ሞስኮ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሃገራት ኣፍሪካ ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ዝካየድ ዘሎ ስርዓት ኢኮኖሚ ንምዝማን ዝኸድኡ ጉዕዞ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ሲቲ ግሩፕ 5 ኣውሮፕላናት ንምግዛእ ዘኽእል ናይ 450 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ልቓሕ ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ሲቲ ግሩፕ ሓሙሽተ ኣውሮፕላናት ንምግዛእ ዘኽእል ናይ 450 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ልቓሕ ተፈራሪሙ። እቲ ገንዘብ ንሓሙሽተ ሓደሽቲ ኣውሮፕላናት ምግዛእ ዘኽእል ከምዝኾነ ኣብ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…

ቤት ምኽሪ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ዕፁፅ ኣኼባ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ዕፁፅ ኣኼባ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ናይ ሓደ ኣባል ቤት ምኽሪ ናይ ዘይምኽሳስ መሰል ብምዝታይ ምውሳን፣ ዝተፈላለዩ ሹመታት…

ኢትዮጵያ ካብ ስደት ተመለስቲ እግሪ ንምትካል ንእትገብሮ ፃዕሪ ከምዝድግፍ ኣይኦኤም ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ስደት ተመለስቲ እግሪ ንምትካል ንእትገብሮ ፃዕሪ ከምዝድግፍ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት(ኣይኦኤም)  ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሑሪያ ዓሊን ቺፍ ኦፍ ሚሽን ኣብ ኢትዮጵያ ኣቢባቶው ዋኔን ብሓባር ምስራሕ…

ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉ ኣካቢት ብሔራዊ ቦርድ ምርጫ ብምዃን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳለጦ መበል ታሽዓይ ስሩዕ ጉባኤ ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉ ኣካቢት ብሔራዊ ቦርድ ምርጫ ብምዃን ሸይሙ። ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉ ኣብቲ ባይቶ ብምቕራብ ቃል መሕላ ፈፂመን። እቲ ባይቶ ነቲ ሹመት ብሓደ ድምፀ ተኣቅቦ…