ኣይተ ደመቀ መኮንን መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ዲፕሎማታት ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ጠመተ ዝገበረ መብርሂ ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ዲፕሎማታት ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ጠመተ ዝገበረ መብርሂ ሂቦም።
ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ውሱናት ከባቢታት ዘሎ ከይዲ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን…