ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ መቐለ ብዝተፈላለዩ መርሃግብርታት ዘሰልጠኖም ተምሃርኡ ኣመሪቑ Desta Nov 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ መቐለ ብዝተፈላለዩ መርሃግብርታት ዘሰልጠኖም 2 ሺሕን 35 ተምሃርኡ ሎሚ 8 ሕዳር 2016 ኣብ ኣዳራሽ ሓወልቲ ሰማእታት ኣመሪቑ። እቶም ተምሃሮ፥ ብቐዳማይ፣ ካልኣይን ሳልሳይን ድግሪ መርሀ ግብሪታት ትምህርቶም ዝተኸታተሉ ተምሃሮ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተጀሚሩ ብሰላም ንክዛዘም ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ Desta Nov 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተጀሚሩ ብሰላም ንክዛዘም ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ። ብዙሓት ተሳተፍቲ ውሽጢ ዓድን ወፃኢን፣ ኣምባሳደራት፣ ተኣንገድቲ ኣትሌታት ዝተዓደሙሉ መበገስን መዛዘሚን መስቀል ኣደባባይ ዝገበረ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካን ቻይናን ወተሃደራዊ ርክብ ክጅምራ ተሰማሚዐን Desta Nov 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ቻይናን ነቲ እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ወጥሪ ንምቅላል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ወተሃደራዊ ርክብ ዳግማይ ክጅምራ ከምዝተሰማምዓ ፕሬዚደንት ጆ ባይደን ገሊፆም። ትማሊ ረቡዕ ምስ ፕሬዚደንት ቻይና ሺ ጂንፒን ኣብ ካሊፎርንያ ድሕሪ ዘካየድዎ ርክብ፥ “ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሬት ገፀር ረብሓ ንክህብ ንምግባር ፍሉይ ጠመተ ምሃብ ከምዘድሊ ተሓቢሩ Desta Nov 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሬት ገፀር ረብሓ ንክህብ ንምግባር ፍሉይ ጠመተ ምሃብ ከምዘድሊ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣተሓሳሲቦም። እቲ ባይቶ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ብምዝታይ ናብ ዝምልከቶም ቀወምቲ ኮሚቴታት መሪሑ። ካብ መንጎ እቶም ረቂቕ ኣዋጃት ዝኾነ ምምሕዳርን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ናሬንድራ ሞዲ ንሓረስቶት ዝኸውን ደገፍ 2 ቢሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሮም Desta Nov 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ንሓረስቶት ዝኸውን ደገፍ 2 ቢሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሮም። እቲ ንኣስታት 80 ሚሊየን ሓረስቶት ዝኸውን ደገፍ ዕላዊ ዝተገበረ፥ ኣብታ ሃገር ዝሳለጥ ሃገራዊ ምርጫ ምቕራቡ ስዒቡ ኢዩ ተባሂሉ። ብዲጂታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta Nov 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ 2023 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበልን ሓዊሱ ካልኦት ሰብ ሞያን ተወከልቲ ዓውዲ ውልቀን ይሳተፉ ከምዘለዉ ተሓቢሩ። እቲ መድረኽ፥ ምሁራንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለማዊ ማእኸል ፀለምቲ ህዝብታት መቐመጢኡ ኣብ ኢትዮጵያ ብምግባር ክጣየሽ ኢዩ Desta Nov 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለማዊ ማእኸል ፀለምቲ ህዝብታት መቐመጢኡ ኣብ ኢትዮጵያ ብምግባር ክጣየሽ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል 28 ሕዳር 2016 ዓ.ም ንምጥያሽ ዘኽእል ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከምዝተፈፀመ ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ ምስ ነበር ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ዘቲዮም Desta Nov 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ምስ ነበር ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ኤዶልፈስ ታውንን ግሪጎሪ ሚክስን ዘቲዮም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኤክስ ከምዝበልዎ፥ እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ኢትዮ-ኣሜሪካን ኣሜሪካ ኣፍሪካን ዝጠመተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ምስ ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ፣ ደቂ ኣንስትዮን ዓበይቲ ዓድን ይዛተዩ ኣለዉ Desta Nov 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ምስ ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ፣ ደቂ ኣንስትዮን ዓበይቲ ዓድን ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ክሊ ምጥያሽ ኣማኻሪ ካውንስል ግዝያዊ ምምሕዳር ጠመተ…
ቢዝነስ ሰዋሰው መልቲሚዲያ ምስ ዩኒቨርሳል ሚዩዚክ ግሩፕ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ Desta Nov 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰዋሰው መልቲሚዲያ ምስ ዓለም ለኸ ኩባኒያ ሙዚቃ ዩኒቨርሳል ሚዩዚክ ግሩፕ(UMG) ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። እቲ ስምምዕነት ኢትዮጵያውያን ድምፃውያን ኣብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ሙዚቃ ነምንባር ከምዝሕግዝ ሰዋሰው መልቲሚዲያ ንፋና…