ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ምስ ፕሬዚዳንት ዜለንስኪ ኣብ ዋሺንግተን ክዛተዩ ኢዮም Desta Dec 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዜለንስኪ ኣብ ዋሺንግተን ክዛተዩ ኢዮም ተባሂሉ። ፕሬዚዳንት ዜለንስኪ ፅባሕ ኣብ ዋይት ሃውስ ኣብ ዝገብርዎ ዑደት ስራሕ፥ ኣብ ዩክሬን ዝግበር ሓገዝ ዝጠመተ ዘተ ምስ ፕሬዚዳንት ጆ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ኣንበሳ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ዘጋጠመ ድርቂ ስዒቡ ብመንግስቲ ንዝቐረበ ፃውዒት ብምቕባል 25 ሚልየን ብር ኣወፊዩ Desta Dec 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ባንኪ ኣንበሳ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ትግራይ ዘጋጠመ ደርቂ ስዒቡ ብግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንዝቐረበ ፃውዒት ብምቕባል 25 ሚልየን ብር ሎሚ መዓልቲ ኣወፊዩ። እቲ ባንኪ ሎሚ ኣብ ሆቴል ፕላኔት ዝነበረ ስነ ስርዓት፥ 25 ሚልየን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ውድብ ጥዕና ዓለም ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ጋዛ ብህፁፅ ንክኣቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ Desta Dec 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ጋዛ ብህፁፅ ንክኣቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝወሰኖ ኣዝዩ ኣድላዪ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ጋዛ ንክኣቲን ኣብቲ ከባቢ ንኣዋርሕ ዝፀንሐ ኲናት ደው ክብልን ከምዝድግፍ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሙላቱ ለማ (ፕ/ር) ዝበለፁ ፕሮፌሰር እዚ ዓመት ብምዃን ተሓሪዮም Desta Dec 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ግዛት ሳቫና ዩንቨርስቲ ጆርጂያ መምህር ሒሳብ ዝኾኑ ሙላቱ ለማ (ፕ/ር) ዝበለፁ ፕሮፌሰር ዓመተ 2023 ብምዃን ተሓሪዮም። ሙላቱ ለማ (ፕ/ር) ብዓለም ለኸ ማሕበር ሰብ ሙያ እቲ ዓውዲ ከምዝተሓረዩ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብድሙቕ ስነ ስርዓት ዝተኸበረ መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት በዓል ብሰላም ተዛዚሙ Desta Dec 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ብድሙቕ ስነ ስርዓት ዝተኸበረ መዓል ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት በዓል ብሰላም ከምዝተዛዘመ ከንቲባ ከተማ ጅግጅጋ ኣይተ ዚያድ ኣብዲ ገሊፆም። ኣብቲ በዓል ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣፈላላይ ሓሳብ ፅልኢ ዘይምዃኑ እናሻዕ ምሕሳብ ኣገዳሲ ኢዩ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Desta Dec 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣፈላላይ ሓሳብ ፅልኢ ዘይምዃኑ እናሻዕ ምሕሳብ ኣገዳሲ ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳነት ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ዝተኸበረ መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት በዓል ተረኺበን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ሓደ ምስ ካሊእ ብምቅርራብ ሓድነቱ ንከጠናኽር ልዑል ግደ ኣለዎ-ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ Desta Dec 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ሓደ ምስ ካሊእ ብምቅርራብ ሓድነቱ ንከጠናኽር ልዑል ግደ ኣለዎ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ኢትዮጵያዊያን ብብዙሕ መገዲ ዝተዛመድና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ክኽበር ኢዩ Desta Dec 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር 29፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ከምዘተኣናግድ ዕላዊ ኮይኑ። መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ኣብ ክልል ሶማሌ ተኸቢሩ። እቲ በዓል “ብዙህነትናን ማዕርነትናን ንሃገራዊ ሓድነት” ብዘብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዙሕነት ኣብ መትከል ማዕርነት ናይ ዝተሰረተ ማንነት መርኣያ ኢዩ-ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር Desta Dec 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሕነት ብፍፁም ዓብላልነት ሓሳብ ዝተደረኸ እንተይኮነስ ኣብ መትከል ማዕርነት ናይ ዝተሰረተ ማንነት መርኣያ ኢዩ ከብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። “ብዙሕነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት” በዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናብ ጂቡቲ ኣምሪሖም Desta Dec 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናብ ጂቡቲ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጂቡቲ እንትበፅሑ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ በርሃኑ ፀጋየን ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁን(ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ኣብታ ሃገር ኣብ…