ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ባህላዊ ክብሩ ብዝሓለወ መገዲ ብድምቀት ብምኽባር ተዛዚሙ – ኣባገዳ ጎበና ሆላ Desta Oct 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኢሬቻ 2018 ዓ.ም ባህላዊ ክብሩ ብዝሓለወ መገዲ ብድምቀት ብምኽባር ተዛዚሙ ኢሎም ኣባገዳ ቱለማ ጎበና ሆላ። ኣባ ገዳ ጎበና ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔን ሃርሰዴን 2018 ዓ.ም ባህላዊ ክብሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ በዓል ኢሬቻ ሃርሰዴ ብድምቀት ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝነበነሮም ኩሎም አመስጊኖም Desta Oct 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ በዓል ኢሬቻ ሃርሰዴ ብድምቀት ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝነበነሮም ኩሎም አመስጊኖም። እቲ በዓክ ኣብ ከተማ ቢሸፍቱ ቀላይ ሃርሰዴ፥ “ኢሬቻ ንብራኸ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብድምቀት ተኸቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Oct 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰተር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢሬቻ መዓልቲ ምስጋና ኢዩ፤ ብዝበለፀ መሬት ብዝናብ ዘፅገበ ፈጣሪ ብምስጋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Oct 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንቀዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም፥ እንቋዕ ንመዓልቲ ምስጋና ኢሬቻ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢሎም። እቲ በዓል ናይ ታሕጓስ፣ ምዕባለን ንክኸውን እምነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃፍቲታት ዕደና ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተኸዚኖም ይርከቡ-ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) Desta Oct 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃፍቲታት ዕደና ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ብዓይነትን በዝሕን ተኸዚኖም ይርከቡ ኢሎም ሚኒስትር ዕደና ኢትዮጵያ ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ሶማሌ ካሉብ ኣብ ዓመት 111 ሚሊየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን Desta Oct 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንበዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ 2018 ዓ.ም ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ኢሬቻ ብህዝቢ ኦሮሞ ንፈጣሪ ምስጋና ዝቐርበሉ፣ ምስ ሰብ ሰላም፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን መኽፈቲ ስነ ስርዓት መበል ሓምሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሰኑይ ከካይዱ ኢዮም Desta Oct 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን መኽፈቲ ስነ ስርዓት መበል ሓምሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሰኑይ 26 መነስከረም 2018 ዓ.ም ከካይዱ ኢዮም። ዘበን ስራሕ ሓደ ዓመት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ካም መወዳእታ ሰሙን ወርሒ መስከረም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓመት 111 ሚሊየን ሊትሮ ምፍራይ ዝኽእል ቀዳማይ ዙር ምርቓት ፕሮጀክት ተፈጥሮ ጋዝ ሓምለዋይ ፈሳሲ ኣካይድና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Oct 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ካሉብ ኣብ ዓመት 111 ሚሊየን ሊትሮ ምፍራይ ዝኽእል ቀዳማይ ዙር ምርቓት ፕሮጀክት ተፈጥሮ ጋዝ ሓምለዋይ ፈሳሲ ኣካይድና ኣለና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምልክት ሰላምን ዕርቀ ሰነያን ሲንቄ… Desta Oct 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኣደታት ኦሮሞ ብቑመተን ልክዕ ብዝተሰናደአትን ቀጥ ካብ ዝበለ ምሩፅ ዘንጊ ሃሮሬሳ እትዳሎን በትሪ ሲንቄ፥ ዝተመርዐወት ጓል ተንስተይቲ እትሕዞ መፍለይአን ኢዩ። በትሪ ሲንቄ ብቐሊሉ ዘይስበር፣ ጓል ኣብ መዓልቲ መርዓ ብኣዲኣ ንመርዓት ዝወሃብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምቕማጥ እምነ ኩርናዕ ፋብሪካ ዘበናዊ ዱኽዒ ዩሪያን ፋብሪካ መፃረዪ ነዳዲ ጎዴን ስዒቡ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፦ Desta Oct 2, 2025 0 ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምቕማጥ እምነ ኩርናዕ ፋብሪካ ዘበናዊ ዱኽዒ ዩሪያን ፋብሪካ መፃረዪ ነዳዲ ጎዴን ስዒቡ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፦ ፋብሪካ ዘበናዊ ዱኽዒ ዩሪያ ሆልዲንግ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ዳንጎቴ ግሩፕ ብምትሕብባር ዝህነፅ ኢዩ ፋብሪካ መፃረዪ ነዳዲ ጎዴ…