ፓርቲ ብልፅግና መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ሀዝብታት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ ዘበን ዝተኸበረ መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ሀዝብታት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።
እቲ በዓል ““ብዙህነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ተኸቢሩ።…