ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ኣብ ጋዛ ንድሕንነት ንፁሃን ከለላ ኣይሃበትን ክትብል ኣሜሪካ ኮኒና Desta Dec 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ጋዛ ንድሕንነት ንፁሃን ከለላ ኣይሃበትን ክትብል ኣሜሪካ ኮኒና። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ብሪታኒያ ዴቪድ ካሜሩን ኣብ ዋሸንግተን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ኢዮም ነዚ ገሊፆም። ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምኽባር መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ስርዓት ፌዴራል ንምጥንኻር ልዑል ግደ ኣለዎ- ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ Desta Dec 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምኽባር መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ስርዓት ፌዴራል ንምጥንኻር ልዑል ግደ ኣለዎ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። እቲ በዓል መሰረት ገይሩ ኣብ ጅግጅጋ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ሃገራዊ ሲምፖዚዬም ዝተረኸቡ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሐዚ ዘሎ ትውልዲ ክብሪ ሃገሩን ፀለምቲ ህዝብታትን ንክቕፅል ኣፍሪካዊ ትካላት ክድግፍ ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Dec 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሐዚ ዘሎ ትውልዲ ክብሪ ሃገሩን ፀለምቲ ህዝብታትን ንክቕፅል ኣፍሪካዊ ትካላት ክድግፍ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ዓለም ለኸ ታሪኽ ፀለምቲ ህዝብታት፣ ቅርስን ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናብ ጂቡቲ 100 ሺሕ ፈልሲታት ልኢኻ Desta Dec 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንመበል ሳልሳይ እዋን ናብ ጂቡቲ 100 ሺሕ ፈልሲታት ልኢኻ። ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ከድር ጁሃር፥ ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ሓቢራ ናይ ምልማዕ ትልሚ ብምሓዝ ፈልስታት ናይ ምብፃሕ ስራሕ ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባት ህዝብታት ምኽኒያት ብምግባር ሃገራዊ ሲምፖዚዬም ይሳለጥ ኣሎ Desta Dec 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባት ህዝብታት ምኽኒያት ብምግባር ሃገራዊ ሲምፖዚዬም ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትራት፣ ኣመራርሓ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን፣ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ካልኦት ኣጋይሽን ተረኺቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄር ብሄረሰባት መበገሲን ሰብ ዋናን ዛንታ ብሄራዊነት ኢዮም-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Dec 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ "እንኳዕ ናብ ንበዓል ኢትዮጵዊነት ኣብፀሐኩም" ብምባል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ስደት ንዝተመለሱ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀከት ዕላዊ ኮይኑ Desta Dec 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ስደት ንዝተመለሱ ኣስታት 70 ዝኾኑ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀከት ዕላዊ ኮይኑ እቲ ፕሮጀክት ብዩኤን ሃቢታት፣ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታትን ውድብ ጥዕና ዓለምን ዝድገፍ ኢዩ ተባሂሉ። ዕድል ስራሕ ኣብ ምፍጣር ኣብ…
ቴክኖሎጂ ኣፕል ሓደሽቲ ኣይፓድን ኮምፒውተራት ላፕቶፕን ናብ ዕዳጋ ከቕርብ ኢዩ Desta Dec 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ኣፕል ሓደሽቲ ኣይፓድን ኮምፒውተራት ላፕቶፕን ናብ ዕዳጋ ከቕርብ ኢዩ። እቶም ሓደሽቲ ፍሪያታት እቲ ኩባኒያ ዘጋጠሞ ምዝሕሓል ዕዳጋ ኣብ ምቅራፍ ልዑል ግደ ዝህልዎም አንትኾኑ፥ ኣብ ቀፃሊ ወርሒ መጋቢት ናብ ዕዳጋ ከምዝቐርቡ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ጅግጅጋ ኣትዩ Desta Dec 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ንምስታፍ ጅግጅጋ ኣትዩ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ገራድ ዊል ጅግጅጋ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ማሽነሪ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ ዘመናዊ ዱኽዒ ናይ ምህናፅ ባህጊ ከምዘለዎ ተገሊፁ Desta Dec 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ማሽነሪ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ ዘመናዊ ዱኽዒ ናይ ምህናፅ ባህጊ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ምስ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ዘቲዮም። እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ…