ትካል “ብሄራዊ ጀግኖችና ህፃናት ኣምባ” ንዋና መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናውቲታት ሕክምና ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል “ብሄራዊ ጀግኖችና ህፃናት ኣምባ” ካብ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኻዊ ትካላት ዝረኸቦ ናውቲታት ሕክምና ንዋና መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣረኪቡ
ምክትል ኣካቢ ቦርድ እቲ ትካል ሻለቃ ተስፋዬ ወንድሙ፥ ንሓላፊ ዋና መምርሒ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻል…