ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ተደጋጋሚ ስዕረት ናብ ሰዓራይነት ተመሊሱ Desta Nov 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 11 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ተደጋጋሚ ስዕረት በምውፃእ ኣብ ልዕሊ ፉልሃም ብዘቐፀራ ብሕታዊት ሸቶ ናብ ሰዓራይነት ተመሊሱ። እቲ ብሕታዊት ሸቶም ቡሩኖ ፈርናንዴዝ ኢዩ ኣቑፂሩዋ። ነቲ ውፅኢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርዎ ዑደት ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዘጠናኽር ኢዩ ተባሂሉ Desta Nov 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ፔትር ፊያላ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርዎ ዑደት ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዘጠናኽር ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ፥ ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ወተሃደራዊ ምትሕብባርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላትን ኣመራርሓን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ ሰሜን እዚን ኣባላት ፖሊስን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ዘኪሮም Desta Nov 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላትን ኣመራርሓን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ ሰሜን እዚን ኣባላት ፖሊስን 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ዘኪሮም። እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ክድገም ከምዘይብሉ ኣብቲ ስነስርዓት ተገሊፁ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ፔትር ፊያላ ኣብ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ዑደት ኣሳሊጦም Desta Nov 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ፔትር ፊያላ ኣብ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ዑደት ኣሳሊጦም። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋን (ዶ/ር ኢ/ር) ሓዊሱ ካልኦት ኣመራርሓ ንቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቀባብላ ገይረሙሎም። መንግስቲ ቼክ ሪፐብሊክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብወገናቱ ዝተኽሓደሉ ዕለት ኩሉ ግዘ ንከይድገም ክንዝክሮ ኢና”-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Desta Nov 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብወገናቱ ዝተኽሓደሉ ዕለት ኩሉ ግዘ ንከይድገም ክንዝክሮ ኢና” ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። “ንከይድገም ኩሉ ግዘ ክንዝክሮ ኢና” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰሜን እዝ ዝተጠቕዓሉ ሳልሳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ዘቲዮም Desta Nov 4, 2023 0 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ፔትር ፊያላ ዘቲዮም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ሓበራዊ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ከመዝገበሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ስፓርት መንግስቲ ጃፓን ንኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ልዑል ሽልማት ክብሪ እቲ ሃገር ኣበርኪቱ Desta Nov 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ንኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ልዑል ሽልማት ክብሪ እቲ ሃገር ኣበርኪቱ። ኣትሌት ደራርቱ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጃፓንን ዘሎ ናይ ስፖርት ዲፕሎማሲ ንክጠናኸር ንዝገበሮም ኣስተዋፅኦ ኢዩ ሽልማት ኣበርኪቱ። ኣብ 2019 ዓ.ም.ፈ እታ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኔፓል ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ልዕሊ 150 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Nov 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ዓርቢ ኣብ ምዕራብ ኔፓል ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ልዕሊ 150 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። ኣብተን ካብ ካትማንዱ ንምዕራብ 500 ኪሎ ሜትር ርሒቐን ዝርከባ ዞባታት ጃጃርኮትን ምዕራብ ሩኩምን ንዝካየድ ፃዕርታት ምድሓን ንምሕጋዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 50 ሜጋ ዋት ሓይሊ ምትሕልላፍ ዘኽእል ሰብስቴሽን ኣመሪቑ Desta Nov 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 50 ሜጋ ዋት ሓይሊ ምትሕልላፍ ዘኽእል ሰብስቴሽን ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው፣ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሽፈራው ተሊላን ካልኦት ኣጋይሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ዘኽእል ኣወዳድባ ተሃኒፁ- ዶ/ር ደረጄ ዱጉማ Desta Nov 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ብብርኪ ሃገር ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ዘኽእል ኣወዳድባ ከምዝተሃነፀ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። መበል 25 ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ደረጄ ዱጉማ፥ ኣብ መመሓየሺ…