Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ምክኒያት ብምግባር ምርኢት ንግድን ባዛርን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ምክኒያት ብምግባር ምርኢት ንግድን ባዛርን ተኸፊቱ። እቲ በዓል “ብዙሕነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታተልዕቲ ሓሙሽተ መዓልታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።…

ሃፍቲ ማይ ዝፍልፍሉሎም ከባቢታት ብዘላቕነት ንምሕላው መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወሳኒ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲ ማይ ዝፍልፍሉሎም ከባቢታት ብዘላቕነት ንምሕላው መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወሳኒ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ተዛሪቦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ጉባኤ ኮፕ28 ቤት ዕዮም ምስ ዩኒሴፍ ብምትሕብባር ኣብ…

ሕግን ሕገ መንግስቲን ዝተጣየሸ ማዕርነት ህዝቢታት ንምርግጋፅ ኢዩ- ም/አፈ ጉባኤ ኤሊያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕግን ሕገ መንግስቲን ዝተጣየሸ ማዕርነት ህዝቢታት ንምርግጋፅ ኢዩ ክብሉ ምክትል አፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ኤሊያስ ኡመታ ገሊፆም። መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሃረርጌን ከተማ ማያን ፓነል ዘተ…

መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ብዝተፈላለዩ ምድላዋይ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ብዝተፈላለዩ ምድላዋይ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል “ብዙሕነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታተልዕቲ ሓሙሽተ መዓልታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።…

ግዕዝይና ብኣተሓሳስባን ተግባርን ብምቅላስ ፍትሓዊ ተረባሕነት ንምርግጋፅ ብሓባር ንስራሕ- ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዕዝይና ብኣተሓሳስባን ተግባርን ብምቅላስ ፍትሓዊ ተረባሕነት ንምርግጋፅ ብሓባር ንስራሕ ክብላ  ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፃውዒት ኣቕሪበን። “ግዕዝይና ሓበራዊ ፀላኢና ኢዩ፤ብሓባር ንቃለሶ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ምስፋሕ ወተሃደራዊ ልኡኽ እስራኤል ንጋዘ ብዝበለፀ ገሃነም ዝገብር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስፋሕ ወተሃደራዊ ልኡኽ እስራኤል ንጋዘ ብዝበለፀ ገሃነም ዝገብር ኢዩ ክብል ገሊፁ። እቲ ትካል፥ ሓገዝ ንምሃብ ከኽበድ ከምዝኽእል እውን ሓቢራ። ሰራዊት እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ጋዛ ኣብ ዘሎ ካን ዮኒስ ኣብ ዝተብሃለ…

ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ካብ ኣገልግሎት ምርግጋፅን ምዝገባን ሰነዳት 685 ሚሊየን ብር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ካብ ኣገልግሎት ምርግጋፅን ምዝገባን ሰነዳት 685 ሚሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ምርግጋፅን ምዝገባን ሰነዳት ዳጋቶ ኩምቤ፥ እቲ እቶት ካብ ልዕሊ 411 ሺሕ ዓማዊል ከምዝተኣከበ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኧርቪን ሆሴ ማሲንጋ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣምበሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኧርቪን ሆሴ ማሲንጋ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣሜሪካ ዘቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ…

መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ጂግጂጋ ውድድር ጉያ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ጂግጂጋ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ተሳሊጡ። እቲ ውድድር ካብ ሰዓት 12፡30 ንጎሆ ጀሚሩ ኣብ ኣደባባይ ሰይድ መሓመድ ዓብደላ ሓሰን ከምዝተኻየደ ተገሊፁ። ሎሚ ዘበል…

ኣመራርሓ ካብ ስልጠና ዝረኸቦ ፍልጠት ብተግባር ጭቡጥ ለውጢ ከምፅእ ትፅቢት ይግባር ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ካብ ስልጠና ዝረኸቦ ፍልጠት ብተግባር ጭቡጥ ለውጢ ከምፅእ ትፅቢት ይግባር ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥ ''ከዕዳ ወደ ምንዳ'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ጂንካ ማእኸል ስልጠና ዝወሃብ…