ኣፍሪካ ብፍሪያት ምግቢ ዓርሳ ንክትክእል መራሕታ ብቖራፅነት ተላዒልና ኢና- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ብፍሪያት ምግቢ ዓርሳ ንክትክእል መራሕታ ብቖራፅነት ተላዒልና ኢና ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ጉዕዞ ውሕስነት ምግቢ ኢትዮጵያ ዝጠመተ ዘተ ምስ ሓላፊ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣኪንዉሚ ኣድሲና ዘቲየን።…