Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፎረም ፓሪስ  ኢትዮጵያ እንታይ ኢላ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳይ ኣብዚ ሰሙን  መበል 12 ፎረም ፓሪስ ኣሳሊጣ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ  ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ኣብቲ ፎረም ከይዲ ምስላጥ ልቓሕ ብዝምልከት ኣቕሪቦም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ መንጎ ሃገራት ዘሎ…

ልዕሊ 5 ሺሕ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2017 ዓ.ም ልዕሊ 6 ሺሕ ምርመራታት ብምክያድ ልዕሊ 5 ሺሕን 600 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ኢሉ ፖሊስ ፌዴራል። ሓላፊ ዋና መምርሒን ቢሮ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራልን ተወካሊ ሓላፊ ቢሮ ምርመራ ገበንን ሙሊሳ ኣብዲሳ ኣብ ዝሃብዎ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ወርሒ ግንቦትን ሰነን ዘካየድዎም ቁልፊ ቁልፊ ተግባራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ወርሒ ግንቦት ክሳብ ሰነ 2017 ዓ.ም ቁልፊ ዝኾኑ ናይ ኢኮኖሚ ልምዓት፣ ምዕባለ ዓውዲ ቴክኖሎጂ፣ ሰትራቴጂካዊ ዲፕሎማሲን መንግስቶም ንዘላቒ ሃገራዊ ለምዓት ዝገብሮ ዘሎ ኩለ መዳይ ምንቅስቓስን ብዘርእይ መገዲ…

ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝፀደቐ ፕሮጀክት ንምዝዛም ኣስታት 1 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር የድሊ-ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝፀደቐ ፕሮጀክት ንምዝዛም ኣስታት 1 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር የድሊ ኢሎም። እቶም ሚኒስትር ኣብቲ ባይቶ ዝቐረበ ረቂቕ ባጀት 2018 ዓ.ም ጠሚቱ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ…

ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ሓዊሱ ኣቦታት  ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። ብፁኣን ኣቦታት ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ዘካየዶ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ቦሌ ቪኣይፒ…

ኣብ ተበፃሕነት ሕክምና መንሽሮ ጠመተ ዝገበረ ዓለም ለኸ ፎረም  ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተበፃሕነት ሕክምና መንሽሮ ክብ ኣብ ምባል ጠመተ ዝገበረ ዓለም ለኸ ፎረም  'ሬይስ ኦፍ ሆፕ 2025' ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ሓይሊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ሓይሊ ኣቶሚክ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ(IAEA) ማሪያኖ ግሮሲ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ጉባኤ ሬይስ ኦፍ ሆፕ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ…

ኣብ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ  ሻምፒዮና ብሽክለታ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ  ሻምፒዮና ብሽክለታ ኢትዮጵያ ሎሚ ተዛዚሙ። ካብ 18 ሰነ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ እቲ ውድድር 14 ክለባት ዝተሳተፋሉ ኢዩ። ኣብቲ ፍፃመ 120 ኪሎ ሜትሮ ብዝሸፈነ ውድድር…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆ ኩለ መዳይ ተተካኢ ህንፃ ንኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደርን እርጋንን ብዝፈረሰ ህንፃ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ መተካእታ ሓዱሽ ኩለ መዳይ ህንፃ ብምህናፅ  ኣረኪቡ። እቲ ኩለ መዳይ ህንፃ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ከባቢ ፒያሳ ብተለምዶ…

መራኸብቲ ሓፋሽ ግዕዝይና ንምቅላስ ጠንኪረን ክሰርሓ ይግባእ- ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ግዕዝይና ንምቅላስ ጠንኪረን ክሰርሓ ይግባእ ኢሎም ሓላፊ ርክብ ህዝብን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)። ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክልል ኦሮሚያ፥ "ሚዲያ ንህንፀት ስነ ምግባርን ሰናይ ምምሕዳርን"…