መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ።
እቲ ዕለት፥ "ብመስዋዕትነት እትፀንዕ ሃገር!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።
ሰዓት 5 ቅድሚ ቀትሪ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ኣብ ዘለዎ ደው ብምባል የማናይ…