ብከቢድ ሆበብላ ንፋስ ሆንግ ኮንግ ከይተበደሀ ምዕራፍ ዝኸኣለ ብሕታዊ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦይንግ 787 -9 መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብከቢድ ሆበብላ ንፋስ ሆንግ ኮንግ ከይተበደሀ ምዕራፍ ዝኸኣለ ብሕታዊ መገዲ ኣየር ብምዃን መዘራረቢ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ኮይኑ ኣሎ።
እቲ መገዲ ኣየር ዘጋጠሞ ምቹእ ዘይኮነ ኩነታት ኣየር ብምፅዋር ኣብ…