Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ዝኽበር በዓል መስቀል ደመራ ምኽኒያት ብምግባር ንተሽከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ዝኽበር በዓል መስቀል ደመራ ምኽኒያት ብምግባር ንተሽከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ፦ ካብ ቅዱስ ኡራኤል ኣደባባይ ናብ መስቀል ኣደባባይ ዝወስድ መገዲ ቅዱስ ኡራኤል ኣደባባይ፣ ካብ…

ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ስራሕቲ ምርምራትን መፅናዕቲታትን ወሰንቲ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ስራሕቲ ምርምራትን መፅናዕቲታትን ወሰንቲ ኢዮም ኢለን ሚኒስትር ቱሪዝም ሰለማዊት ካሳ። “ቱሪዝም ንዘላቒ ለውጢ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል ሓምሻይ ሃገራዊ ጉባኤ መፅናዕቲን ምርምርን ዓውዲ ቱሪዝም…

ኣገልግሎት ማእኸል ሓደ ኣገልግሎት ወላይታ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ማእኸል ሓደ ኣገልግሎት ወላይታ ተመሪቑ። እቲ ማእኸል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጥላሁን ከበደ መሪቖም ከፊተምዎ። ኣርባዕተ ናይ ፌዴራልን ሽዱሽተ ናይ ክልላትን ትካላት ኣገልግሎተን ኣብቲ ማእኸል…

ኣብ ማላዊ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ወዲ 85 ዕድመ ፒተር ሙታሪካ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማላዊ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ወዲ 85 ዕድመ ነበር ፕሬዚዳንት ፒተር ሙታሪካ ተዓዊቶም። ካብ 2014 ክሳብ 2020 ዓ.ም.ፈ ነታ ሃገር ዝመርሑ ፒተር ሙታሪካ ሎሚ ዘበን ኣብ ዝተኻየደ መረፃ አወን 56 ሚኢታዊ ድምፂ ብምርካብ ከምዝተዓወቱ ኮሚሽን…

“ብርሃን ፈንጣቂው ዓባይ” ዝብል ርእሲ ዘለዎ ዘለዎ መፅሓፍ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)"ብርሃን ፈንጣቂው ዓባይ" ዝብል ርእሲ ዘለዎ ዘለዎ መፅሓፍ ሎሚ ተመሪቑ። እቲ መፅሓፍ ትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ መስ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ብምትሕብባር ዘሰናድእዎ ኢዩ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ፥…

ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ግድብ ህዳሰ ተዛዚሙ ብምምራቑ ናይ እንቋዕ አሓጎሰኩም መልእኽቲ ኣመሓላለፊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዘቲዮም። ክልቲኦም ወገናት ኣብ ሰላም እዚ ቀጣና ኢሉ ‘ውን ዓለም ለኸ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ ኣሳሊጦም። ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…

ኣብ በዓል “ዮ ማስቃላ” ዝካየድ ስነ ሰርዓት “ሶፌ”

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበረሰብ ጋሞ ዘበን መለወጢ ኣብ ዝኾነ በዓል "ዮ ማስቃላ" ዝካየድ ስነ ሰርዓት "ሶፌ" በቲ ብሄረሰብ ዝኽበር ድሙቕ ስነ ሰርዓት ኢዩ። "ሶፌ" ዘብል ቃል ጋሞኛ አነትኸወነ፥ መርዑ ፅባቐኦም ብውድድር ዘርእይሉ ባህላዊ ስነ ሰርዓትን ክብሪ በዓል…

በዓል “ማሽቃሮ” ሓዱሽ ዓመት ብሄር ካፈቾ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል "ማሽቃሮ" ሓዱሽ ዓመት ብሄር ካፈቾ ኣብ ከተማ ቦንጋ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን፣ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ዝተውፃእፅኡ ተወለድቲ እቲ ብሄርን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን…

በዓል “ዮ ማስቃላ” ሓዱሽ ዓመት ማሕበረሰብ ጋሞ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል "ዮ ማስቃላ" ሓዱሽ ዓመት ማሕበረሰብ ጋሞ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ብድሙቕ ስነ ሰርዓት ይኽበር ኣሎ። በዓል ዮ ማስቃላ በቲ ብሄረሰብ ዘመን መለወጢ ጥራሕ ዘይኮነስ ዝሓዘነ ዝፅናዕነዐሉ፣ ዝተፃለአ ዝተዓረቐሉ፣ ዝተፈናተተ ዝቀራረበሉ ፍሉይ…

ብፕሬዚዳንት ታዬ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ 80 ዙር ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ይሳተፍ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ 80 ዙር ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ይሳተፍ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ ሓዊሱ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሃደራ…