Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ሲዳማ ምስ ግዕዙይ ኣሰራርሓ ብዝተዛመደ 25 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ኣብ ዝሓለፉ 10 መዓልታት ኣብ ዝተሳለጠ ገምጋም ምስ ግዕዙይ ኣሰራርሓን ስርቂን ብዝተዛመደ 25 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። ብተወሳኺ 10 ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ካብ ሓላፍነቶም ከምዝተልዓሉ ተገሊፁ። ኣብቲ ክልል…

ገምጋም ኣፈፃፅማ ማእኸላይ እዋን ትልሚ 10 ዓመት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ማእኸላይ እዋን ትልሚ 10 ዓመት ይካየድ ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ሒሳቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብቲ መድረኽ ትልሚ ማእኸላት ካልኣይ…

ጠመተ ኣብ ዝጠልቡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝዝቲ ጉባኤ ሃገራት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋዒ ኣየር ኣብ ዘለዎም ከባቢታት ጠመተ ኣብ ዝጠልቡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝዝቲ ጉባኤ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ዩንቨርስቲ ኣርባምንጭ፣ ትራኮማን ዓለም ለኸ ከባቢታት ቆላንን ትካል ምክልኻልን…

ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ክልል ኣምሓራ ንምርግጋፅ ሰላም ኣብ ቀፃሊ ክውሰድ ዝግበኦ ስጉምቲታት ብዝምልከት ኣንፈታት ኣቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ክልል ኣምሓራ ንምርግጋፅ ሰላም ኣብ ቀፃሊ ክውሰድ ዝግበኦ ስጉምቲታት ብዝምልከት ኣንፈታት ኣቐሚጡ። እዚ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፥ ናብ ስራሕ ካብ ዝኣቱ ጀሚሩ ነዝሓለፉ 13 መዓልታት ዝፈፀሞም ተግባራት…

ሎሚ ምሸት ኣብ ዝካየድ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝበለፀ ውፅኢት ንከመዝግባ ትፅቢት ይግበር

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ምሸት ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣብ ዝካየድ መበል 19  ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝበለፀ ውፅኢት ንከመዝግባ ትፅቢት ይግበር። ኣብቲ ውድድር፥ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ፣  ጉዳፍ ፀጋይ፣…

መቄዶንያ ብ130 ሚሊየን ብር ኣብ ከተማ መቱ ከተማ ማእኸል ክሃንፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ገባሪ ሰናይ ክንክን ሕሙማት ኣእምሮን ኣረጋውያንን መቄዶንያ ብ130 ሚሊየን ብር ኣብ ከተማ መቱ ከተማ ማእኸል ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ኣንቢሩ። ዳይሬክተር ጉዳያት ትካል ገበሪ ሰናይ እቲ ክልል ኣይተ ማህተመ በቃሉ፥ ኣብ ከተማ መቱ ኣብ…

ትካል እታዎታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ንትግራይ  ጣፍ፣ ሽኮር፣ ዘይቲን ካልኦት እታዎታትን የቕርብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል እታዎታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ንክልል ትግራይ ዝኾኑ እታዎታት ኢንዱስትሪን ሃለቕቲ ናውቲታትን ብተመጣጣኒ ዋጋ የቕርብ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ኣብቲ ክልል ንዝርከቡ ቅርንጫፋት ብሙሉኦም ስራሕ ንክጅምሩ ምግባሩ ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ…

መራሕቲ ሃገራት ብሪክስ ሕቶ ምፅንባር ካልኦት 40 ሃገራት ንምውሳን ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ክእከቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ሃገራት ኣባል ጉጅለ ብሪክስ ንዝመፅእ 22 ነሓሰ 2023 ዓ.ም.ፈ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ደቡብ ኣፍሪካ ተራኺቦም ከምዝዝትዩ ተገሊፁ። ኣባል ሃገራት ብሪክስ፥ ብራዚል፣ ሩስያ፣ ህንዲ፣ ቻይናን ደቡብ ኣፍሪካን ምዃነን ይፍለጥ። ቀንዲ…

ምላሽ ሕቶ ኣወዳድባ ንልምዓት እንበር ንሌባ ከይምችው ኩሉ ክረባረብ ይግባእ-ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምላሽ ሕቶ ኣወዳድባ ንልምዓትን ምዕባለን እንበር ንሌባ ከይምችው ኩሉ ክረባረብ ይግባእ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን  ኣገኘሁ ተሻገር ኣተሓሳሲቦም። እቶም ኣፈጉባኤ፥ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ 6 ዞባታትን ሓሙሽተ ፍሉያት ወረዳታትን ኣብ ሓደ…

መበል 14 ምዕራፍ ውድድር ፋና ላምሮት ብኣፀደማርያም ያረጋል ሰዓራይነት ተዛዚሞ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ምዕራፍ ውድድር ተውህቦ ድምፃዊያን ፋና ላምሮት ብኣፀደማርያም ያረጋል ሰዓራይነት ተዛዚሞ። ንዝሓለፉ 8 ሰሙናት ብዳያኑን ብናይ ባዕሎም ሕሪያን ክወዳደሩ ዝፀንሑ ተወዳደርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ፍፃመ፥ ትንሳኤ ስለሺ፣ ትዕግስት…