ዝተኸበሩ ሓወይ ሼኽ ሙሓመድ ቢን ዛይድ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ኣዝዩ ደስ ኢሉኒ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሕቡራት መንግስታት ዓረብ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያንን ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ኣብቲ ስነስርዓት ምፍናው ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ን ሚኒስትር ጉዳያት…