Fana: At a Speed of Life!

ሓጋዚት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ንምዕባለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘበርከትኡ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ተዋሂቡወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓጋዚት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ንምዕባለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘበርከትኡ ኣስተዋፅኦ ሽልማት ”ፕላክ ኦፍ ሜሪት”ን ኣፍልጦን ተዋሂቡወን። እተን ሓጋዚት ኮሚሽነር ኣብ ዓውዲ ኣትሌቲክስ ሽም ኢትዮጵያ ብዓለም ዘፀወዓ ዝነኣዳ ኣትሌት አንትኾና፥ ኣብዚ ሐዚ…

ኣብ ትግራይ ዓቕሚ ቱሪዝም ንምምዕባል ዝተጀመሩ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም-ሚኒስቴር ቱሪዝም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዓቕሚ ቱሪዝም ንምምዕባል ዝተጀመሩ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ሚኒስቴር ቱሪዝም ገሊፁ። ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ሚኒስቴርን ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝርከብ ቤተ መንግስቲ ኣፄ የውሃንስ…

ጉባኤ ምስረታ ማእኸላዊ ክልል ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ደቡብ ከም ብሓዱሽ ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ብዝብል ንምውዳብ ዝተፀወዐ ሻድሻይ ዙር መበል ሳልሳይ ዓመት ካልኣይ ዘበን ህፁፅ ጉባኤ  ኣብ ከተማ ወልቅጤ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ዝሳለጥ…

መርሃ ግብሪ ኣከባብራ ቅነ ኣሸንዳ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣሽንዳ 2015 ዓ.ም ኣብ ወፃእን ውሽጢ ዓድን ዝኽበረሉ መርሃ ግብሪ  ዕላዊ ገይሩ። እቲ ሎሚ ዘበን ዝኽበር በዓል ኣሸንዳ፣ ማርያ፣ ዓይኒ ዋሪ ዝጠመተ መግለፂ ዝሃቡ  ሓላፊ ቢሮ ባህልን…

ጉባኤ ምስረታ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምስረታ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ። ሽዱሽተ ዞባታትን ሓሙሽተ ፍሉያት ወረዳታትን ብምስምዕማዕ ኣብ ሓደ ክልል ንወደብ ብዝብል ብመሰረት ዝሃብኡ ድምፂ እዩ እቲ ጉባኤ ዝካየድ ዘሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ኣመራርሓ ዞባታትን ወረዳታትን…

ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ትካላት ኣብ ምክልኻል ኮንትሮባንድ ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ትካላት ኣብ ምክልኻል ኮንትሮባንድ ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ብንግዲ ኮንትሮባንድ ንሰላምን ድሕንነትን ሃገራር…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽንን ኤግዚቢሽንን ኣዲስ ኣፍሪካ ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽንን ኤግዚቢሽንን ኣዲስ ኣፍሪካ ንምስራሕ ተስማዕሚዑ። እቲ ስምምዕነት፥ ንግዲን ቱሪዝምን ብምቅልጣፍ እወንታዊ መልክዕ ሃገር ኣብ ምህናፅ፣ ብዙሕን ዓለም ለኸ ዓውዲታት ንግዲን ንምትእንጋድ ዘኽእል…

ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዘጠናኽሩ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዘጠናኽሩ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፥ ብምክትል ሚኒስትር ፋይናንስ ቻይና ሊያው ሚን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ብምቕባል ኣዘራሪቦም። ኣብ መንጎ…

ሰብ ሃፍቲ ብራዚል ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢንቨስት ንክገብሩ ዘኽእል ሰምምዕነት ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ብራዚል ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢንቨስት ንክገብሩ ዘኽእል ሰምምዕነት ተፈፂሙ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ መስ ኣምባሳደር ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ ጃንዲር ፌሬራ ዶሳንቶስ ዘቲዮም። ከልቲአን…

ካልኣይ ዙር ልኡኽ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ልኡኽ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣትዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንምስታፍ ኢዩ ተጓዒዙ። ካብ መንጎ ኣባላት እቲ ልኡኽ መዳሊያ ከምፅኡ ኢዮም ተባሂሎም ትፅቢት ዝግበረሎም ኣትሌት…