Fana: At a Speed of Life!

ብኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቻይና ዕላዊ ዑደት ስራሕ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቻይና ቤጂንግ ዕላዊ ዑደት ስራሕ የሳልጥ ኣሎ። መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት፥ ኣብ ክሊ ሽግሽግ ዕዳ ንምዝታይን ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ መትሕብባር ኢኮኖሚ ንምጥንኻርን…

ግድብ ህዳሰ ናይ ሐዚ ትውልዲ ብሓሳብ ተቓሊሱ ዝሰዓሮ ኢዩ- ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ናይ ሐዚ ትውልዲ ብረሃፅ፣ ደምን ሓሳብን ተቓሊሱ ዝሰዓሮ ድሙቕ ዓወት ኢዩ ኢሎም  ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ኣከባብራ በዓል መስቀል ሰላምን ፍቕሪን ዝሰብኽ ክኸውን ይግባእ-ብፁእ ኣቡነ ሳዊሮስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መስቀል ናይ ሰላም በዓል ብምዃኑ ኣከባብርኡ ሰላምን ፍቕሪን ዝሰብኽ ክኸውን ይግባእ ኢሎም ዋና ኣካያዲ ስራሕ ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ኣቡነ ሳዊሮስ። እታ ቤተ ክርስቲያን ምድላው ኣበዓዕላ…

ብሩህ ተስፋ መፃኢ ዝእመተሉ በዓል መስቀልን ዓጋመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መስቀል ኣብ ኣብ መላእ ክልል ትግራይ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ፣ ባህላዊን ያታዊን ትሕዝቶታት ዝኽበር በዓል ኢዩ። እቲ በዓል ኣብ ዞባ ምብራቕ ብፍላይ ድማ ከባቢ ዓዲ-ግራት፣ ግሎመኸዳ፣ ጋንታኣፈሹም፣ ሱብሓ ሳዕስዕ፣ ፃዕዳ እንባ  ወዘተ ድማ…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ጠመተ ብምግባር ኣብ ከተማ ሆሳእና ዓውደ መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) “ቱሪዝምን ዘላቒ ለውጢን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል ብብርኪ ዓለም ንመበል 46 ግዘ ብኢትዮጵያ ድማ ንመበል 38 ግዘ ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ጠመተ ብምግባር ኣብ ከተማ ሆሳእና ዓውደ መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ። እቲ ዕለት ምኽኒያት ብምግባር…

ግድብ ህዳሰ መርኣያ ምብራኽ ኢትዮጵያ ኢዩ – ወ/ሮ ሮዛ ኡመር

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሕብረት ዕላዊ ዝኾነ ዓብዪ ገድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መርኣያ ምብራኽ ኢትዮጵያ ኢዩ  ኢለን ምክትል ረእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ወ/ሮ ሮዛ ኡመር። “ብሕብረት ክኢልና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መግለፂ ታሕጓስ ሰልፊ ደገፍ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት…

ምምራቕ ግድብ ህዳሰ ስዒቡ ኣብ ክልል ሃረሪ መግለፂ ታሕጓስ ሰልፊ ደገፍ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምራቕ ግድብ ህዳሰ ስዒቡ ኣብ ክልል ሃረሪ መግለፂ ታሕጓስ ሰልፊ ደገፍ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ክልል ካብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ገፀርን ከተማን ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ ኣብ ከተማ ሃረር ብምእካብ ኢዮም እቲ ሰልፊ ዘካይዱ ዘለዉ። “ብሕብረት…

ዕቑር ፀጋ ክልል ሶማሌ ኣሰር ትውልዲ ንምንባር ልዑል ዓቕሚ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዘሎ ዕቑር ፀጋ ኣሰር ትውልዲ ንምንባር ልዑል ዓቕሚ ኢዩ  አሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምዝዛሙ ስዒቡ ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ህዝባ ሰልፊ ደገፍ ተኻይዱ።…

ግድብ ህዳሰ ዳግማይ ድሙቕ ቀለም ታሪክ ጅግንነት ኢትዮጵያን ዝተፅሓፈሉ ኢዩ – ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግድብ ህዳሰ ዳግማይ ድሙቕ ቀለም ታሪክ ጅግንነት ኢትዮጵያን ዝተፅሓፈሉ ኢዩ  ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ምዕራብ ህዝብታት ኢትዮጵያ ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር)። ህንፀት ግድብ ህዳሰ ተዛዚሙ ምምራቑ ስዒቡ “ብሓባር ክኢልና” ብዝብል መሪሕ…

ምምራቕ ግድብ ህዳሰ ስዒቡ ኣብ ክልላት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ሶማሌን ሰልፊ መግለፂ ታሕጓስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምራቕ ግድብ ህዳሰ ስዒቡ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ክልል ሶማሌን ሰልፊ መግለፂ ታሕጓስ ይካየድ ኣሎ። ‘ብሕብረት ክኢልና’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይካየድ ኣብ ዘሎ እቲ ሰልፊ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም…