Fana: At a Speed of Life!

ደቡብ ኮሪያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ፓርክ ጂን ኣፍሊጦም። ፓርክ ጂን ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ደቡብ ኮሪያን ኢትዮጵያን ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ…

ኣብ 76 ወረዳታት ትግራይ ካብ 9 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት ክወሃብ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 76 ወረዳታት ክልል ትግራይ ካብ 9 ክሳብ 18 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ነቲ ወፍሪ ክታበት ጠሚቱ ንመድረግቲ አካላት ስልጠና መዕበዪ ግንዛበ ተዋሂቡ። ኣብቲ ስልጠና መዕበዪ ግንዛበ ተረኺቦም መልእኽቶም…

ብዓውዲ ልምዓት ኣይሲቲን ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ብሓባር ንምስራሕን ምትሕብባር ንምጥንኻርን ዝዓለመ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ኮርፖሬሽን ትካል ኣቕራቢ ኣይሲቲ ሶሉሽንስ “ዜድ ቲ ኢ” ቻይና ብዓውዲ ልምዓት ኣይሲቲን ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ብሓባር ንምስራሕን ምትሕብባር ንምጥንኻርን ዝዓለመ ስምምዕነት ተኸቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ኳታር ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሃማድ ቢን ሞሃመድ ኣል-ዶሳሪ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ…

ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኣማራፅታት ንግዲን ኢንቨስመንትን ንምፍላጥ ዘለዋ ምድላው ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኣማራፅታት ንግዲን ኢንቨስመንትን ንምፍላጥን ምስ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ንምስራሕን ዘለዋ ምድላው ገሊፃ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ደመቀ ኣጥናፉ ምስ ፕሬዚዳንትን ኣፈፃሚ ስራሕን ቤት ምኽሪ ዘላቒ ሰላምን ርክብ…

ጎናዊ ሳዕቤን ደቂ ኣንስትዮ ዝጥቀምኦ ክሬም ቆርበት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ደቂ ኣንትዮ ቆርበት ገፀን ንምፅዕዳው ዝሕግዙ ክሬማት (ቅብኣታት)ይጥቀማ። እቶም ክሬማት ሕጋውያንን ዘተኣማምኑን እንተዘይኮይኖም ግን ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታት ጥዕናን ቆርበትን ሳዕቤን ከም ዘለዎም ሰብ-ሞያ ይዛረቡ። ብፍላይ ኣብ ኣፍሪካን…

ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ስሩዕ ኣቀባብላ ተምሃርኡ የሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ስሩዕ ኣቀባብላ ልዕሊ 2 ሺሕ ስሩዓትን ሓደሽትን ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ የሳለጥ ኣሎ። እቲ ዩኒቨርስቲ ብሰንኪ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ኲናት ተቋሪፁ ዝፀንሐ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ዓሊሙ ኢዩ ተምሃሮኡ ዝቕበል…

ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር) ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዑደት የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር) ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዑደት የካይዱ ኣለዉ። ኣብ ከተማ ሰመራ ነቶም ስራሕቲ እናተዘዋወሩ ይዕዘቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ከምዘንበሩ ግዜኢ…

ኣብ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ን10 መዓልታት ዝፀንሕ ስራሕቲ ምዕቃብ ጠሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ  ዞባ ደቡብ ምብራቕ፣ ወረዳ ሕንጣሎ፣ ጣብያ ዋዛ ስራሕቲ ምዕቃብ ጠሊ ተጀሚሩ። እቲ ወፍሪ ጠሊ ምዕቃብ ካብ 01 ክሳብ 10 ነሓሰ 2015 ዓ/ም ከምዝፀንሕ ተገሊፁ። ጎኒ ንጎኒ እቲ ወፍሪ፥ ኣብ ኣድላይነትን ረብሓን ስራሕቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲትን  ዘቲዮም። ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝተሳለጠ ኣኼባ፥ እቶም መራሕቲ ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት፣ ንግዲን ዘርገሐ መሰረተ ልምዓትን ምልዛቦም ተገሊፁ።…