Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ኣብ 2012 ዓ.ም ፈተና 12 ክፍሊ ዘይወሰዱ ተምሃሮ መስከረም ክፍተኑ ኢዮም-ሚኒስቴር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)፥ እቲ ፈተና ካብ ምቕዳሕን ስርቅን ብዝፀረየ መመገዲ ከምዝተውሃበ ተዛሪቦም። ኣብ እዋን ፈተና ዝተኸልከሉ ናውቲታት ናብ መፈተኒ ቦታ ሒዝካ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ፍልይቲ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣኔት ዌበር ፍልይቲ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ኣገዳስነት ጉዳያት ከምዝዘተዩ ገሊፆም። ኣብቲ ዘተ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሌተናል ጄኔራል ፃድቃን…

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት እናተዛተየ ንሰለስተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ፋጤ ሴርሞሎ፥ ዓመታዊ ፀብፃብ ብምድማፅ ኣጀንዳ ዝሓለፈ ጉባኤ…

ኣብ ማእኸል ምርምር ካይዘን ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ካብ ብኽነት ድሒኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል ምርምር ካይዘን ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ካብ ብኽነት ከምዝደሓነ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ሃያሺ ዮሺማሳንን ካልኦት ኣመራርሓ…

ብብርኪ መራሕቲ ዝተገበሩ ዘተታትን ስምምዕነታትን ዘላቒ ረብሓ ሃገር ዘሐለዉ ኢዮም-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሃገር ወፃእ ብብርኪ መራሕቲ ዝተገበሩ ዘተታትን ስምምዕነታትን ዘላቒ ረብሓ ሃገር ዘሐለዉ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ…

ውድብ ጥዕና ዓለም ዝተፈላለዩ ናውቲ ሕክምናን ኣፋውስን ብሓገዝ ንትግራይ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ዝተፈላለዩ ናውቲ ሕክምናን ኣፋውስን  ብመልክዕ ሓገዝ ንክልል ትግራይ ኣበርኪቱ። ብተወሳኺ ሃንፅቲ ምግቢታት ከምዝሃበ ተገሊፁ። ነቲ ሓገዝ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ኣማኑኤል ሃይለ ከመዝተረከብዎ…

ኢትዮጵያ ምስ ጃፓን ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ትህብ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ሃያሺ ዮሺማሳ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ምስ ጃፓን ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ትህብ ኢሎም።…

ፋብሪካ ሲሚንቶ ኪው ዣ ቻይና ኣብ ምፍራይ ስሚንቶ ኢትዮጵያ ንምውፋር ድልየት ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሲሚንቶ ኪው ዣ ቻይና ኣብ ምፍራይ ስሚንቶ ድሬዳዋ ንምውፋር ድልየት ከምዘለዎ ገሊፁ። ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ እቲ ፋብሪካ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ድሬዳዋ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓትን ሓምላዋይ ልምዓትን ሓዊሱ ኣብቲ…

ጃፓን ኣብ ክልቲኣዊን ዓለም ለኻዊን ምትሕብባራት ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘለዋ ቁርፀኝነት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ሃያሺ ዮሺማሳ ሃገሮም ጃፓን ኣብ ክልቲኣዊን ዓለም ለኻዊን ምትሕብባራት ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘለዋ ቁርፀኝነት ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት…

ፅንሰ ሓሳብ ምድማር መሰረት ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢዩ- ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅንሰ ሓሳብ ምድማር  ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ንምቕፃል መሰረት ከምዝኾነ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ርክብ ህዝቢ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ገሊፆም። “ምድማር  ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት”…