ስፓርት ፅባሕ ቀዳም ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቼልሲ… Desta Sep 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታታት ሓምሻይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ። ኣብ ናይ ፅባሕ መርሃ ግብሪ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቼልሲ ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ብኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ዝምራሕ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሓዱሽ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ፅርየት ኣገልግሎትን ዕግበት ዓማዊልን ዘይናጋዕ ቅዋሙ ብተግባር የርእይ ኣሎ-ኣይተ መስፈን ጣሰው Desta Sep 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ፅርየት ኣገልግሎትን ዕግበት ዓማዊልን ዘይናጋዕ ቅዋሙ ብተግባር የርእይ ኣሎ ኢሎም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፈን ጣሰው። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ 2026 ዓ.ም.ፈ ንዓማዊሉ ዘቕርቦም ምግብታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምራቕ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተሳለጡ ሰልፍታት ድጋፍን ታሕጓስን ዝተመሓላለፉ መልእኽቲታት፦ Desta Sep 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምራቕ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተሳለጡ ሰልፍታት ድጋፍን ታሕጓስን ዝተመሓላለፉ መልእኽቲታት፦ ግድብ ህዳሰ ምልክት ምብራኽ ኢትዮጵያ፤ ኣብ ቅኑዕ እዋን ዝተሃነፀ ዘበን ተሳጋሪ ቅርሲ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝብና ፈታዊ ሰላምን ደላዪ ልምዓትን ምዃኑ ብተግባር ኣርእዩ- ርእሰ ምምሕዳር ኣረጋ ከበደ Desta Sep 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝብና ትማሊ ይኹን ሎሚ ፈታዊ ሰላምን ደላዪ ልምዓትን ምዃኑ ብተግባር ኣርእዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ኣረጋ ከበደ። ምዝዛም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ስዒቡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ሰልፊ ደገፍ ጠሚቶም እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ዝተፅሓፈ መፅሓፍ “የመደመር መንግሥት” ሎሚ ይምረቕ ኣሎ Desta Sep 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ብቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተፅሓፈ መፅሓፍ "የመደመር መንግሥት" ሎሚ ይምረቕ ኣሎ።
ቢዝነስ ኣብ 2 ወርሒ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ሊትሮ ነዳዲ ናብ ዕዳጋ ዘቕረበ ፋብሪካ መፃረዪ ነዳዲ… Desta Sep 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ግዙፍ ፋብሪካ መፃረዪ ነዳዲ ናይጄሪያዊ በዓል ሃፍቲ ኣሊኮ ዳንጎቴ ኣብ ውሽጢ 60 መዓልታት 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ሊትሮ ነዳዲ ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቡ። እቲ ፋብሪካ ስራሕ ዝጀመረሉ ፈላማይ ዓመት ሎሚ ኣብ ወርሒ መስከረም ኣኽቢሩ። በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀላእትና ዝጠጅእዎ ጥሒስናን በቲኽናን ብሓድነት ተሰሊፍና-ርእሰ ምምሕዳር ኣረጋ ከበደ Desta Sep 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምዝዛሙ ስዒቡ ኣብ ከተማ ባህርዳር ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ኣብቲ ሰልፊ ተረኺቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ኢትዮጵያ ሃገርና ኣብ ምዕራፍ ልምዓት ኢያ ዘላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ ብምምራቑ ኣብ ዝተፈላለያ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝካየዱ ዘለዉ ህዝባዊ ሰለማዊ ሰልፊታት ድጋፍ ዝተደመፁ ጭርሖታት Desta Sep 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ ብምምራቑ ኣብ ዝተፈላለያ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝካየዱ ዘለዉ ህዝባዊ ሰለማዊ ሰልፊታት ድጋፍ ዝተደመፁ ጭርሖታት ግድብና ተዛዚሙ፣ ሽርሒ ፀላእትና ብሓዊ ሃርበኝነት ኢትዮጵያዊነት ነዲዱ ጠፊኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ኣመራርሓ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ዘቲዮም Desta Sep 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዱሽ ምስ ዝተመረፁ ኣመራርሓ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ዘቲዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሃገራዊ ምርጫ መጅሊስ ዕዉት…
ስፓርት ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሐንኩሎ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ቤሚሽ ተዓዊቱ Desta Sep 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሐንኩሎ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ጆርጅ ቤሚሽ ተዓዊቲ መዳሊያ ወርቂ ኮይኑ። ሞሮካዊ ኣትሌት ሶፊያን ኤልባካሊ ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ዝዛዘመ እንትኸውን፥ ኬንያዊ ኣትሌት ኣድመንድ ሴሪም ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም ዛዚሞም።…