Fana: At a Speed of Life!

እናጠንከረ ዝመፅአ ርክብ ሃገራት ብሪክስ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሩሲያ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ኣብ ብሪክስ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ርክብ ኣባል ሃገራት እቲ ጉጅለ ነክጥንክር ኣኽኢሉ ኢዩ ኢላ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ፥ መራሒት ብሪክስ ዝኾነት ብራዚል ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብፍላይ ኣብ 2025 ዓ.ም.ፈ…

309 መራኸብቲ ሓፋሽ ፍቓድ ፈነወ ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ 309 መራኸብቲ ሓፋሽ ተመዝጊበን ፍቓድ ፈነወ ረኺበን እናተንቀሳቐሳ ይርከባ፡፡ ብመሰረት ሕጊ ፍቓድ ኣገልግሎት ብሮድካስት ኩነታት ፍቃድ ዝውሰን፣ፍቃድ ዝውሃ፣ዝሕድሶን ዝእግዶን በቲ በዓል መዚ፤…

ንጥዕና ሕብረተሰብ ክጎድኡ ዝኽእሉ ፍርያት ጨው ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ንጥዕና ሕብረተሰብ ክጎድኡ ዝኽእሉ ልዕሊ 13 ሽሕ ኩንታል ጨው ፍርያታት ስጉምቲ ወሲደ ኢሉ በዓል መዚ ምግቢን መድሓኒትን ኢትዮጵያ፡፡ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ነጋሽ ስሜ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ከምዝበልዎ፤ እቲ ትካል ምስ ግልጋሎት…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ገምጋም ኣፈፃፅማ መንግስትንፓርቲን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ገምጋም ኣፈፃፅማ መንግስትንፓርቲን ተጀሚሩ፡፡ ገምጋም ኣፈፃፅማ መንግስትን ፓርቲን በጀት ዓመት 2018 ርብዒ ዓመት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ አብዲሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ኣዳማ…

ሚድሮክ ኣብ ፕሮክታት መኣዲ ንሃገር ኣሰሩ የንብር ኣሎ-ኣይተ ጀማል ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚድሮክ ኣብ ፕሮክታት መኣዲ ንሃገር ኣሰሩ የንብር ኣሎ ኢሎም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሚዲሮክ ኢትዮጵያ ኣይተ ጀማል ኣሕመድ። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ቤንቺ ሸኮ ዝርከብ ደንቢ ኢኮ ሎጅ ብዕሊ መሪቖም።…

ስርዓተ ጥምቀት እንትነኽበር ናይ ጥፍኣት መፍትሒ ይቕሬታ፣ ናይ ባእሲ መድሓኒት ዕርቀ ሰላም ከምዝኾነ እናሓሰብና ክኸውን ይግባእ- ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ጥምቀት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ጥምቀት ብክርስቶስ ናይ ምቕላዕ፣ ዕርቀ ሰላምን ምውላድን ምልክት ኢዩ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ በዓል ጥምቀት ንምኽባር ናብ ከተማ ጎንደር ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን በዓል ጥምቀት ንምኽባር ናብ ከተማ ጎንደር ኣትዮም። ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር…

ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ነፃነት ወርቅነህ  ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ነፃነት ወርቅነህ  ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ተፈፂሙ። ኣብቲ ስርዓተ ቀብሪ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ስድርኡ፣ ናይ ኪነ ጥበብ መሓዝቱን ደገፍቱን ተረኺቦም። ብሰንኪ ዘጋጠሞ ሕማም 8 ጥሪ 2018…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ድጋፍ ዊልቼር ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ሎሚ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ቤንች ሸኮ ከተማ ሚዛን ኣማን ንጉድኣት ኣካል ድጋፍ ዊልቼር ገይረን። ብቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ዝምራሕ ቤት ፅሕፈት ቀማዊት እመቤት ስራሕ ካብ ዝጀመረሉ እዋን ጀሚሩ…

ሎሚ ዘለና ጉልበትን ጥንካረን ንመፃኢ ትውልዲ ብዘትርፍ መገዲ ኢትዮጵያ ሃፍታ ምግላፅ ይግበአና-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ዘለና ጉልበትን ጥንካረን ንመፃኢ ትውልዲ ብዘትርፍ መገዲ ኢትዮጵያ ሃፍታ ምግላፅ ይግበአና ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ናይ ምድማር ሓሳብ…