ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ብምዃን ተመሪፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ብምዃን ዳግም ተመሪፆም።
ምርጫ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ(መጅሊስ) ሎሚ ተዛዚሙ።
ምስረታን ምርጫ ኣፈፀምቲ ስራሕን ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ…