ኣብ ዓለም ልምምድ ሃገራት ኣልቦ ወደብ ዘየለ ግፍዒ ኣብ ኢትዮጵያ ተፈፂሙ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓለም ልምምድ ሃገራት ኣልቦ ወደብ ዘየለ ግፍዒ ኣብ ኢትዮጵያ ተፈፂሙ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል ራብዓይ ክፋልን ናይ መወዳእታን ቃለ መሕትቶም፥ ኢትዮጵያ ኣብ ታሪክ በሪ ባሕሪ(ወደብ)…