ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ዝግበር ደገፍ ይቕፅል ኣሎ Desta May 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ንፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ዝግብርዎ ደገፍ ይቕፅል ኣሎ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 14 ዙር ፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ደገፍ ዝገበሩ ትካላት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ፥ ኦቪድ ኮንስትራክሽን ሓላፊነቱ ዝተወሰነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈላማይ ጉባኤ መርሃ ግብሪ ዝተዋደደ መፅናዕቲ ቲቢ ደቡብን ምብራቕን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta May 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ጉባኤ መርሃ ግብሪ ዝተዋደደ መፅናዕቲ ቲቢ ደቡብን ምብራቕን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኢንስቲትዩት ምርምር ኣርማወር ሓንሰን፣ ሚኒስቴር ጥዕናን ምስ ዓለም ለኸ ትሮፒካል ዲዚዝ ሪሰርች ትካል ጥዕና ብሓባር ብምዃን ዘዳለውዎ…
ቢዝነስ ብሄራዊ ባንኪ ንሳፋሪ ኮም ኣገልግሎት ፍቓድ ክፍሊት ገንዘብ ብሞባይል ሂቡ Desta May 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ንሳፋሪ ኮም ኣገልግሎት ክፍሊት ገንዘብ ብሞባይል ንክጅምር ዘኽእል ፍቓድ ሂቡ። ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ፥ እቲ ባንኪ ኣገልግሎት ዲጅታል ፋይናንስ ምሃብ ዘኽእሎ ኣገልግሎት ክፍሊት ገንዘብ ብሞባይል ንሳፋሪ ኮም ከምዝሃበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዳይ ምስፍሓን ምብራኽን ፖለቲካዊ ስነ ምህዳር ትግራይ ንህዝቢ ትግራይ ዝተማለአ ነፃነት ዘረጋግፅ ኢዩ- ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta May 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖለቲካዊ ስነ ምህዳር ትግራይ ናይ ምስፍሓን ምብራኽን ጉዳይ ንህዝቢ ትግራይ ዝተማለአ ነፃነት ካብ ምርግጋግፅ ወፃእ ዘምፅኦ ኣሉታዊ ሳዕቤን የለን ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ዳግመ ህንፀት ትግራይ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓመታዊ ጉባኤ ኢንቨሰትመንት ትሳተፍ ኣላ Desta May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣቡዳቢ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዓመታዊ ጉባኤ ኢንቨሰትመንት ትሳተፍ ኣላ። ብሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብቲ መድረኽ ይሳተፍ ከምዘሎ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘቲየን Desta May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ዝሳተፍ ዘሎ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ምስ ሰብ መዚ ፓኪስታን ዘቲዩ። እቲ ዘተ ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዝጠመተ ኢዩ ነይሩ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ፕሮጀክት መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ዘድሊ ውዕል ተኸቲሙ Desta May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ፕሮጀክት መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ዘድሊ ውዕል ተኸቲሙ። እቲ ፕሮጀክት ንልዕሊ 49 ሺሕ ክፋላት ሕብረተሰብ ተረባሕቲ ከምዝገብር ድማ ተገሊፁ። ኣብቲ ሰነድ ውዕል ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዋ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ገሊፁ Desta May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዋ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ገሊፁ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ሕብረት፣ ሓድነትን ልምዓት ናብ ገንዘብ ምቕያር እንተኽኢልና ኢትዮጵያ ምፍራይ ትኽእል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ኢምራን ካሃን ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ኢምራን ካሃን ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኢስላማባድ ኣብ ዝርከብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብወተሃደራዊ ሓይሊ እታ ሃገር ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። ኢምራን ካሃን ብገዕዝይና…
ቴክኖሎጂ ዓለም ለኸ ዲጂታል ጉባኤ ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳለጥ ኢዩ Desta May 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ዲጂታል ጉባኤ ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ካብ 7 ክሳብ 8 ሰነ 2015 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝሳለጥ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። እቲ ጉባኤ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ትካል ሊሚትድ ኤክስቴንሽያ ብሓባር ብምዃን…