Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ስትራቴጂካዊ ርክብ ናብ ዝሓሸ መዕራፍ ንምስግጋር ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ። ኣምባሳደር ሐብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሮላንድ ኮቢያ፥ ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ንምጥንኻር  ዝሰርሖም ዘለዉ ስራሕቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማልታ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማልታ ኢያን ቦርግን ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያን ማልታን ብዓውዲ ንግድን ኢንቨስትመንትን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉወን ዛዕባታት ተላዚቦም። ብፍላይ ዓውዲ ቱሪዝም ንምምዕባል…

ትግራይ ናብ ዘሓሸ ምዕራፍ ንምስግጋር ዓቕምታት ከየንጠባጠብና ክንጥቀመሎም ይግባእ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ዘፅደቖም ናይ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ መደባትን ኣንፈታትን መሰረት ዝገበረ ክልላዊ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ…

ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ባህሊ ኦሮሞን ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ባህሊ ኦሮሞን ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይን ኣብቲ ዓውዲ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ተፈራሪሞም። ኣብ ማእኸል ባህሊ ኦሮሞ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዘተ ብኣፋን ኦሮሞ ዝተፅሓፋ ታሪካትን ቅርስታትን ብመልክዕ…

ኢትዮጵያን ማልታን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ማልታን ኣብ ዓውዲታት  ኣቪዬሽን ፣ ቱሪዝምን  ዲፕሎማቲክ ስልጠናታትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዐነት ከቲመን። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ  …

ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ቴክሳስ ሸሞንተ ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ዕጡቕ ኣብ ሰሜን ዳላስ ቴክሳስ ኣብ ዝርከብ ሞል ዕዳጋ ንዝነበሩ ሸሞንተ ሰባት ብጥይት ከምዝቐተለ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሞል ዝነበሩ ብኣማኢት ዝቑፀሩ ሰባት ክወፅኡ ከምዝኸኣሉን ሓደ ሰብኣይ ብዘይ ኣፈላላይ ኣብ ልዕሊ ሓለፍቲ መገዲ ከምዝተኮሰ…

ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ፈንድ ልምዓት ሕርሻን ስምምዕነት ደገፍ ፋይናንስ 106 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ፈንድ ልምዓት ሕርሻ(IFAD)ን ስምምዕነት ደገፍ ፋይናንስ 106 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም። ኣብ ሆቴል ሂልተን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሳለጠ ምንባር ክታም፥ እቲ ገንዘብ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሳለት ትግበራ መርሃ ግብሪ ኣሳታፋይነት…

ዓለም ለኸ ስግኣት ኮቪድ-19 ይቐንስ እንበር ሐዚ እውን ጥንቃቐ ከምዘድሊ ሚኒስቴር ጥዕና ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ስግኣት ኮቪድ-19 ይቐንስ እንበር ሐዚ እውን ጥንቃቐ ከምዘድሊ ሚኒስቴር ጥዕና ኣተሓሳሲቡ። ምኽንያቱ ድማ ብሳርስን ኮሺድ-2 ዝልከፉ ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ሰባት ሐዚ እወን ከምዘለዉ ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ብሄራዊ ባንኪ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ምድጋፍ ዘኽእሉ መመሓየሺታት ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ብፋይናንስ ምድጋፍ ዘኽእሉ መመሓየሺታት ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ። ተበፃሕነት ፋይናንስ ንዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትራት፣ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ…

ሲዳማ ቡና ኣብ ልዕሊ ሃዋሳ ከተማ 1 ንባዶ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ኣብ ልዕሊ ሃዋሳ ከተማ 1 ንባዶ ተዓዊቱ። ሰዓት 9፡00 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥  ፍሊፕ ኣጃህ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ኢዩ ሲዳማ ቡና ተዓዊቱ። …