ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ስትራቴጂካዊት መሻርኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኢያ – ኢሪና ኤስ ኒዮኒ Desta Apr 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊድን ምክትል ዋና ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ኢሪና ኤስ ኒዮኒ ኢትዮጵያ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ስትራቴጂካዊት መሻርኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኢያ ክብላ ገሊፀን። እተን ምክትል ዋና ዳይሬክተር ምስ ፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 258 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዙ Desta Apr 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ልዕሊ 258 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ከምዝበሎ፥ 214 ነጥቢ 4 ሚሊየን ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣታዊን 43 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ናውቲታት ኮንትሮባንት ወፃኢን ብድምሩ ልዕሊ 258…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ስራሕ ሕፅረት ነዳዲ ንክፍጠር ኣብ ልዕሊ ዝገብሩ ዘለዉ መዐደሊታት ነዳዲ ስጉምቲ ምውሳድ ተጀሚሩ Desta Apr 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ሰብ ስራሕ ሕፅረት ነዳዲ ንክፍጠር ኣብ ልዕሊ ዝገብሩ ዘለዉ መዐደሊታት ነዳዲ ስጉምቲ ምውሳድ ጀሚሩ። ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን እቲ በዓል መዚ በቀለች ኩማ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 16 ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ዕድጊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ብራኸ ፌስቲቫል መናእሰይ” ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta Apr 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ብራኸ ፌስቲቫል መናእሰይ” ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ኣብ ዝገበርኡ መደረ፥ በርኪ ዕድመ መንእሰይነት ንናይ ፅባዕ ዕዉትነት እወንታዊ ስብእና ብምልባስ…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ሃፍቱ 1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ብር በፂሑ Desta Apr 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ሃፍቱ 1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ብር ምብፅሑ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ኣብ ውሽጢ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 123 ቢሊየን ብር ተቐማጢ ገንዘብ ምእካብ ምኽኣሉ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣተኣኻኽባ ገንዘብ፣ ምሃብ ልቓሕን ምእካብን፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲዮም Desta Apr 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣብ ጉዳይ ሱዳን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲዮም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ምስ ሚኒስትይ ጉዳያት ወፃኢ እንግሊዝ፣ ካናዳን ጀርመንን ኣብ እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝገብርዎ ዑደት ብታንዛኒያ ጀሚሮም Desta Apr 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝገብርዎ ዑደት ብታንዛኒያ ጀሚሮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ታንዛኒያ፣ ኮሞሮስ፣ ቡሩንዲን ዩጋንዳን ኢዮም ዑደት ክገብሩ። ኣይተ ደመቀ ሎሚ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃሚ ጉዳይ ጀርመን ትሕቲ ሰሃራ ዘለዋ ሃገራት ኣብ ሱዳን ንዘጋጠመ ጎንፂ መፍትሒ ንምንዳይ ዓሊሞም ምስ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዘቲዮም Desta Apr 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ኣፈፃሚ ጉዳይ ወፃኢ ጀርመን ትሕቲ ሰሃራ ዘለዋ ሃገራት ክርስቶፍ ሬዝላፍ፥ ኣብ ሱዳን ንዘጋጠመ ጎንፂ መፍትሒ ንምንዳይ ዓሊሞም ምስ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ዘቲዮም። ክርስቶፍ ሬዝላፍ፥ ኣብቲ ዛዕባ ምስ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ናብ ትግራይ ኣምሪሑ Desta Apr 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕብረት ኣውሮፖ ዳይሬክተር ትካላት ወሃብቲ ሓገዝ ሓውሲ ሰሃራ ኣፍሪካ፣ ኤስያን ላቲን ኣመሪካን ኣንድሪ ኮልማህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ከተማ መቐለ ኣትዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ትግራይ፥ ምስ ዝተፈላለዩ ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣሜሪካ ፀገም እንተጋጥማ ብተደጋጋሚ ደገፍ ገይራ ኢያ – ቲቦር ናዥ Desta Apr 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣሜሪካ ፀገም እንተጋጥማ ብተደጋጋሚ ደገፍ ዝገበረት ሃገር አያ ክብሉ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ነበር ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጉዳያት ኣፍሪካ ከምኡውን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ቲቦር ናዥ ገሊፆም።…