Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ መንግስቲን ውድብን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ትሽዓተ ኣዋርሕ መንግስቲን ውድብን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ። ብተወሳኺ ምድላው ትልሚ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ ይግበር ከምዘሎ ተሓቢሩ። ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ…

ሰላም ባስ ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝህቦ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ባስ ካብ ትግራይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ትግራይ ዝህቦ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ጀሚሩ። ሰላም ባስ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ብምኽኒያት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝነበረ ጎንፂ ኣቋሪፁዎ ዝነበረ ኣገልግሎት…

ኩባኒያታት ሩሲያ ብዓውዲ ዲጂታል ኢኮኖሚ ምስታፍ ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ዘተ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ዓውዲ ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ምስታፍ ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ምስ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዘተ ተገይሩ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ሁሪያ ዓሊ፥ ብኣቦ መንበር ኢኮኖሚክ ኮሚሽን ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ኢጎር ሞሮኖዞቭ ምስ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ካብ 1 ግንቦት 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ዕዳጋ ነዳዲ ብኤሌክትሮኒክስ ጥራሕ ክፍፀም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ካብ 1 ግንቦት 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ዕዳጋ ነዳዲ ብኤሌክትሮኒክስ ጥራሕ ከምዝፍፀም ቢሮ ንግዲ እቲ ክልል ገሊፁ። ብኤሌክትሮኒክስ ዝፍፀም ዕደጋን መሸጣን ነዳዲ ቅልጡፍ ንክኸውን ዝምልከቶም ኣካላት ምድላው ክገብሩ ኣተሓሳሲቡ።…

ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንጀኔራል ሰዓረ መኮንን ዘህነፆ ሓውልቲን ብስሞም ዝሰየሞ ፓርክን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንነበር ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጀኔራል ሰዓረ መኮንን ዘህነፆ ሓውልቲን ብስሞም ዝሰየሞ ፓርክን ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ህንፀት እቲ ሓውልቲን ፓርክን ኣብ ከባቢ ቦሌ ርዋንዳ ኣዲስ ኣበባ ኢዩ ተሃኒፁ። ኣብቲ ስነ ስርዓት…

መበል 1444 ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 444 ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ዝኽበር  ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብዙሓት ህዝበ ሙስሊም…

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣብ ከተማ መቐለ፣ ጅማ፣ ሃረር፣ ጅግጅጋ፣ ኣሰላ፣ ደብረብርሃን፣ ኣሶሳ፣ ባህርዳር፣ ኣዳማ፣ ሰመራ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ…

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ ኣልፈጥር 2015 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ሎሚ ዘበን ዝኽበር ዘሎ መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስርዓታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።…

ርእሳነ ምምሕዳራት ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳራት ዝተፈላለያ ክልላት ንመበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ ንመላእ ሰዓብቲ እስልምና እንኳዕ ኣብፀሐኩም ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ…

መበል 1 ሽሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላእ እዛ ሃገር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሽሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ። እቲ ብዓል ኣብ መላእ እዛ ሃገር ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ህዝበ ሙስሊም እቲ በዓል…