Fana: At a Speed of Life!

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ 9 ጊዜ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ ሰዓት  12:00 ንጎሆ 9 ጊዜ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ሎሚ ምሸት ወርሒ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብምርኣያ መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ…

ጉጅለ ልኡኽ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤን ኣመራርሓ እታ ከተማን ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤን ኣመራርሓ እታ ከተማን ዘቲዩ። እቲ ዘተ፥ ሕውነታዊ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ምፍጣርን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝግበሩ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ልምዲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ  በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ በዓል እንትኽበር ብዛዕባ ሰላም፣ ፍቕሪ፣ ሓድነትን…

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ጎንፂ ንምውላዕ ዝሰርሑ ኣካላት ካብ ተግባሮም ክቑጠቡ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ጎንፂ ንምውላዕ ዝሰርሑ ኣካላት ካብ ተግባሮም ክቑጠቡ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣተሓሳሲቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ህዝብታት ኢትዮጵያን ሱዳንን ብዙሓት ፈተናታት…

ግንባር ነፃነት ጋምቤላ  (ጋነግ) ዕጥቃዊ ቃልሰ ራሕሪሑ ሰላማዊ ቃልሲ ፖለቲካ ንምክያድ ጋምቤላ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንገዛእ ርእሱ ግንባር ነፃነት ጋምቤላ  (ጋነግ) ብምባል ዝሰየመ ዕጥቃዊ ቃልሰ ራሕሪሑ ሰላማዊ ቃልሲ ፖለቲካ ንምክያድ ኣባላት እቲ ጉጅለ ጠርኒፉ ጋምቤላ ኣቲዩ። እቲ ዕጡቕ ጉጅለን መንግስቲ ክልል ጋምቤላን ኣብ ደቡብ ሱዳን ከተማ ጁባን ኣዲስ…

ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 71 ሺሕ ወገናት መኣዲ ኣንጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ንልዕሊ 71 ሺሕ ወገናት መኣዲ ኣንጊዱ። ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲ ብምትሕብባር ዝተኻየደ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፥ ንወገናትና መኣዲ…

በዓል ፍቼ ጫምባላላ በዓል ብሰላም ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ህዝቢ ሲዳማ በዓል ፍቼ ጫምባላላ በዓል ብሰላም ከምዝተዛዘመ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ገሊፁ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣለማየሁ ጢሞቲዮስ፥ ኣብ ከተማ ሃዋሳ እንትኽበር ዝነበረ በዓል ፍቼ ጫምባላላ ብሰላም ተዛዚሙ ኢሎም። እቲ በዓል…

ብኢንጅነር ሃፍቶሙ ኢተፋ(ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጆለ ልኡኽ ሚኒስትር ማይን መዓድንን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምስላጥ መቐለ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢንጅነር ሃፍቶሙ ኢተፋ(ዶክተር) ዝተመርሐ ጉጆለ ልኡኽ ሚኒስትር ማይን መዓድንን ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምስላጥ መቐለ ኣትዩ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ መነግስቲ ኣብ  ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትበፅሑ፥ ካብኔ…

በዓል ፍቼ ጨምባላላ ሓድነትና ብምጥንኻር ሓዱሽ ተስፋ እንሰንቀሉ ኢዩ-ኣይተ ደስታ ሌዳሞ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ፍቼ ጨምባላላ ሓድነትና ብምጥንኻር ሓዱሽ ተስፋ እንሰንቀሉ ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ሃዋሳ ጉዱማሌ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ዝተረኸቡ ኣይተ ደስታ፥…