Fana: At a Speed of Life!

ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ገንዘብ ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ገንዘብ ይቕፅል ኣሎ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሻምናይ ዙር ፕሮጀከት መኣዲ ንሃገር ደገፍ ዝገበራ ትካላት ዝርዝር ዕላዊ ገይሩ። እተን ትካላት ካብ 5 ክሳብ 10 ሚሊየን ብር ደገፍ…

ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምፍታሕ እሱራት ዝጠመተ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝተጀመረ መስርሕ ሰላም ንምዕሟቕን ብገበን ተጠርጢሮም ዝተትሓዙን ዝተፈረዶምን ሰባት ካብ ቤት ህንፀት ንምፍታሕ ዝጠመተ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ኣብ ዝሃቦ ውሳነ፥ እቲ ውሳነ…

ካብ 1 ሺሕ ኣዋርሕ ኢባዳ ዝለዓለ ምንዳዋ ሚዛን ዝደፍእ “ለይለቱል ቀድር”

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ዝዛዘም ናይ ረመዳን ወርሒ ካብ 1 ሺሕ ኣዋርሕ ወይ ካብ 83 ዓመታት ካብ 3 ኣዋርሕ ኢባዳ ንላዕሊ ዝለዓለ ምንዳ ዘለዋ ሓንቲ ለይቲ “ለይለቱል ቀድር” ትርከብ። እዛ በረከት ብዙሕ “ለይለቱል ቀድር” ምእመን ብንቕሓት ንክሕልዋ…

ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምስ ትሬድ ማርክ ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ስምምዕ ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምስ ትሬድ ማርክ ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ስምምዕ ከቲሙ። እቲ ስምምዕነት ስራሕቲ ወፃኢን ኣታዊን ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ናይ ፅዕነት መጓዓዚያታት ንምስላጥ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ብመሰረት እቲ ስምምዕ፥…

ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብ ቻይና ከተማ ውሃን ኣብ ዝተገበረ ውድድር ጎደና፥ ኣትሌት ትዕግስት ታደሰ ካልአይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ። ኣብ ዥንግ ካይ ኣብ ዝተገበረ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ…

ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ኣቡባካር ካምፖ ዘቲዮም። እቶም ርእስ ምምሕዳር፥ ዩኒሴፍ ኣብቲ ክልል ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ዝገብሮ ዘሎ ስራሕ ንኢዶም። ኣብ ቀፃሊ እቲ ትካል ኣብቲ ክልል…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ድሮን ዕለተ ትንሳኤን ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም ክብል ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ም/ ኮማንደር ማርቆስ ታደሰ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ምስ ሓለፍቲ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ዝገብሮ ዝነበረ ዘተ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ምስ ሓለፍቲ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ንሓደ ሰሙን ዝገብሮ ዝነበረ ዘተ ዛዚሙ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሽ በቀለ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ሒሳቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ህዝቢ ሱዳን ሐዚ ካብ ዘጋጠሞ ኩነታት ናይ ምውፃእ ክእለትን ጥበብን ዘለዎ ህዝቢ ኢዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ 9፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ) ህዝቢ ሱዳን ሐዚ ካብ ዘጋጠሞ ኩነታት ናይ ምውፃእ ክእለትን ጥበብን ዘለዎ ህዝቢ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብታ ሃገር ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቶም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ጎረበት ህዝቢ…

ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ፕሬዚዳንት ሶማሊያን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂዮ ሜሎኒን ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሃሰን ሼኽ መሓሙድን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስቶም መራሕቲ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ሰለስቲኣዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…