Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ቴሌኮም ቁፅሪ ዓማዊሉ 88 ሚሊየን ንምብፃሕ ተሊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘሎ 83 ነጥቢ 2 ሚሊየን ቁፅሪ ዓማዊሉ ናብ 88 ሚሊየን ንምብፃሕ ትልሚ ሒዙ። እቲ ትካል ስትራቴጂክ ትልሚ ሰለስተ ዓመትን ናይ ቀፃሊ ዓመት ትልሚ ስርሑን ኣፋሊጡ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ትካል ፍሬህይወት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ማርክኬዝ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጎሆ ንምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ማርክኬዝ ተቐቢለ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየዱ ዓለም ለኻዊ ጉባኤታት ርክባት ዲፕሎማሲ ዘጠናኽሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየዱ ዓለም ለኻዊ ጉባኤታት ርክባት ዲፕሎማሲ ዘጠናኽሩ ኢዮም ኢሎም ምሁራን ፖለቲካን ዓለም ለኸ ርክባትን። ኣብ ዩንቨርስቲ ስቪል ሰርቪስ መምህርን ተመራማርን  ፖለቲካል ሳይንስን ዓለም ለኸ ርክባትን ሙሉጌታ ደበበ (ዶ/ር)፥ ኣብቶም…

መሰረተ ልምዓት መገዲ ጉዕዞ ምዕባለ ንምድጋፍ ልዑል ሓገዝ ይገብር ኣሎ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መሰረተ ልምዓት መገዲ ጉዕዞ ብልፅግና ንምድጋፍ ልዑል ሓገዝ ይገብር ኣሎ  ኢለን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ። ሃገራዊ ጉባኤ ዓውዲ መገዲ፥ “ብሓባር ንኢትዮጵያ ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ።…

ካብ ንግዲ ወፃኢ ልዕሊ 9 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ንምርካብ ትልሚ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ንግድን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)ኣብ 2018 ዓ.ም ዓቕሚ ንግዲ ወፃኢ ኢትዮጵያ ክብ ብምባል ልዕሊ 9 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ንምርካብ ትልሚ ትልሚ ተታሒዙ ኢሎም። ኣብ 2017 ዓ.ም ብዓውዲ ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን…

ኣብ ዞባ ወላይታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ክልተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ወላይታ ወረዳ ዱጉና ፋንጎ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ክልተ ሰባት ሓሊፉ። ካብ ኮንሶ ናብ ሞጆ ኣብዑር ፅዒና ትጓዓዝ ዝነበረት ኤፍ ኤ ሳር ዝዓይነታ ተሽከርካሪት ብምግልባጣ እታ ሓደጋ ምግጣሙ ኣዛዚ ፖሊስ እታ ወረዳ ም/ል ኮማንደር…

ኣብ ወረዳ ኣሕፈሮም ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 13 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ማእኸል ወረዳ ኣሕፈሮም ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 13 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ሎሚ ንጎሆ ከባቢ ሰዓት 11፡00 ኣብታ ወረዳ ጣብያ ሴሮ ቁሸት ዕላሱር ፍሉይ ቦታ መቓይሕ ከምዘጋጠመ ቤት ፅሕፈት ፀፅታን ምምሕዳርን…

ሽም ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ዘበረኸ ሓምለዋይ ኣሰር

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ክሊማዊ ለውጢ ኣብ ምክልኻል፣ ኢኮኖሚን ፍሪያትን ኣብ ምውሳኽ ሽም ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ዘበረኸ ተግባር ኢዩ ኢሎም ምሁራን። ኣብ ሚኒስቴር ግብርና መራሒ ኣፈፃሚ ስራሕ ሓለዋን ኣጠቓቕማን ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮ ፋኖሴ መኮነን…

ሎሚ ዝፍልም መበል ካልኣይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሕሪ ኣዋርሕ ብሓዱሽ ዘበን ውድድር ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝጀመረ ሃንቀውታ ብዙሓት ዝኾነ ፕሪሚየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት ብምሓዝ ሎሚ መበል ካልኣይ ሰሙን መርሃ ግብሩ ክፍልም ኢዩ። ሎሚ ኣብ ደርቢ ለንደን ዌስትሃም ዩናይትድ…

ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ሎሚ ተፈፂሙ። ኣብ’ቲ ሰርዓተ ቀብሪ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ስድራ እቲ ኣርቲስት፣ ናይ ሙያ መሓዙትን ደገፍቲን ተረኺቦም። ኣርቲስት ደበበ ንኪነ ጥበብ…