Fana: At a Speed of Life!

ስነ ስርዓት በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ኣብ መላእ ሃገር ይኽበር ኣሎ። ብፍላይ ድማ ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስርትያን ኢትዮጵያን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያንን ብስግደትን ፆምን ዝኽበር ዘሎ እንትኸውን፥ ኣብ…

ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ዕጥቆም ምስ ዝፈትሑ ነበር ዕጡቓት ሸኔ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ዕጥቆም ምስ ዝፈትሑ ነበር ዕጡቓት ሸኔ ዘቲዩ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝገለፅዎ፥ ነበር ዕጡቓት እቲ ግብረ ራዕዲ ኣፅዋሮም ብምቕማጥ ናብ ስሩዕ ናብረኦም…

ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ተኸቢሩ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2015(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ ውዒሉ። ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ ብዝተፈላለዩ ስነ…

ቴሌቪዥን ኢሳት ናይ መወዳእታ ወረቐት መጠንቀቒ ተዋሂቡዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ንቴሌቪዥን ኢሳት ናይ መወዳእታ ወረቐት መጠንቀቒ ሂቡዎ። እቲ በዓል መዚ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ እቲ ጣቢያ ካብ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ሚዛናውነት ዝጎደሎም፣ ኣብ ጭቡጥ ሓበሬታ…

ጉባኤ ማሕበር መገዲታት ኣየር ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ መፃኢ ወርሒ ግንቦር ዝካየድ ጉባኤ ማሕበር መገዲታት ኣየር ኣፍሪካ ከተኣናግድ ኢዩ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብቲ ጉባኤ ብዙሓት ዓለም ለኸ ኢንዱስትሪታት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ በዓል ፋሲካን ዒድ ኣልፈጥርን ምኽኒያት ብምግባር ን220 ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት መኣዲ ኣንጊዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ በዓል ፋሲካን ዒድ ኣልፈጥርን ምኽኒያት ብምግባር ን220 ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት መኣዲ ኣንጊዶም። እቶም ወገናት  ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መሃያ ዝሰርሑ ትሑት መሃያ ዘለዎም ሓዊሱ ብሓገዝ ሰራሕተኛታት እቲ ቤት…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ሱብራህማንያም ጃይሻንከር ዘቲዮም። ብዛዕባ ኣተገባብራ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ፣ ጎንፂ ኣብ ዝነበረሎም ከባቢታት ዝግበር ዘሎ ሰብኣዊ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 256 ሺሕ ዓቕሚ ዘይብሎም ሰባት መኣዲ ኣንጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ንልዕሊ 256 ሺሕ ዓቕሚ ዘይብሎም ሰባት መኣዲ ኣንጊዱ። ቤት ፅሕፈት ከንቲባ እታ ከተማ ጥራሕ ን3 ሺሕ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት መኣዲ ኣንጊዱ። ብተሳሳሊ ኣብ ኩለን ወረዳታትን ክፍላተ…

ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ቻይና ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ቻይና ሺ ዌንጁ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ፎረም ኢንቨስትመንትን ኣማራፅታት ኢንቨስትመንትን ዝጠመተ ኢዩ ነይሩ ተባሂሉ። ሺ ዌንጁ፥ ፈንድ…

ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ኣመሓደርቲ ባንኪ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ኣመሓደርቲ ባንኪ ኬንያ፣ ዛምቢያ፣ ሞዛምቢክን ዩጋንዳን ዘቲዮም። እቲ ዘተ ጎኒ ንጎኒ ኣኼባ ዓለም ኸ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓለምን ኢዩ ተሳሊጡ። ልቓሕ ብዘላቕነት ምኽፋልን ምርግጋዕ ዋጋ…