Fana: At a Speed of Life!

መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዕዳጋ ኦንላይን ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዕዳጋ ኦንላይን ንሽይጣት ቀሪቡ። እቲ መፅሓፍ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንሽይጣት ምቕራቡ ይዝከር። ኣብዚ ሐዚ እዋን ድማ ኣብ ኢትዮ ፖስት(Ethio Post shop) ኦንላይን…

ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2015(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ። ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ ብዝተፈላለዩ…

ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ትግራይ ዑደት የሳልጣ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኩነታት ጥዕና ትግራይ ንምዕዛብ ሎሚ ንጎሆ መቐለ ኣቲዩ። ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ እንትበፅሕ፥ ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…

ስሎቬኒያ ኤምባሲኣ ኣብ ኢትዮጵያ ክትከፍት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሎቬኒያ ኤምባሲኣ ኣብ ኢትዮጵያ ከምእትከፍት ተገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ምስ ፍሊይቲ ልኡኽ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስሎቬኒያ ሬናታ ቬልባር ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ስሎቬኒያ ኤምባሲኣ ኣብ…

ካብ ወርሒ ሰነ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንነዳዲ 9 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ድጎማ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወርሒ ሰነ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንነዳዲ 9 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ድጎማ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ብብርኪ ሃገር ስርዓት ክፍሊት ነዳዲ ተሽከርከርቲ ናብ  ኤሌክትሮኒክስ ስርዓት ክፍሊት ምእታው ኣብ ዘኽእል…

ትካል ሰባት ንሰባት ኣብ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝኸውን ደገፍ 100 ሚሊየን ብር ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ሰባት ንሰባት ኣብ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝኸውን 100 ሚሊየን ብር ዝግመት ብዓይነት ደገፍ ሂቡ። እቲ ደገፍ ሓላፊ ቢሮ ገንዘብ ክልል ኦሮሚያ ቶሎሳ ጋዳፋ ተረኪበምዎ። 2 ሺሕ 510 ኩንታል ሕሩጭ ዒልዎ፣ 8 ሺሕን 400…

“ናይ ምድማር ትውልዲ ምህናፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል ሓዱሽ ወግዒ ሎሚ መዓልቲ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝሰናዳእ መድረኽ ዘተ ሓዱሽ ወግዒ ሎሚ መዓልቲ ክሳለጥ ኢዩ። እቲ መድረኽ፥ “ናይ ምድማር ትውልዲ ምህናፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል ከምዝካየድ እቲ ቤት ፅሕፈት ገሊፁ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ተወሳእቲ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ካብ ዘይሕጋዊን መትከል ኣልቦን ምንቅስቓስ ክቑጠቡ ይግባእ-ፓርቲ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወሳእቲ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ካብ ዘይሕጋዊን መትከል ኣልቦን ምንቅስቓስ ክቑጠቡ ይግባእ ክብል ፓርቲ ብልፅግና ገሊፁ። እቲ ፓርቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ መበገሲን መዛዘሚን ናይ ኩሎም ቅዋማትን ተግባራትን ኢትዮጵያ ህልውና፣ ልዕልነት፣ ምዕባለን ሰላም  …

ኣብ ከተማ ጎንደር ሰላምን ልዕልነት ሕጊን ንምርግጋፅ ዓሊሙ ዝተፈላለዩ እግዳት ተነቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮማንድ ፖስት ፀፅታ ምምሕዳር ከተማ ጎንደር ኣብታ ከተማ ሰላምን ልዕልነት ሕጊን ንምርግጋፅ ዓሊሙ ዝተፈላለዩ ክልከላታት ኣንቢሩ። ብመሰረት እዚ 1 . ኣብታ ከተማ ዘሎ ዝኾነ ይኹን ቤት መስተን ሳዕሲዒትን ካብ ሰዓት 3 ምሸት ንደሓር ኣገልግሎት…

ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ይቕፅል ከምዘሎ ተገሊፁ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተፈላለያ ትካላት መበል ሓምሻይ ዙር ደገፍ ምግባሮም ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ሬዳዋ ሞተርስ ኢንዱስትሪ 15 ሚሊየን ብር ከምዝለገሰ…