Fana: At a Speed of Life!

ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ትልምታት ጠመተ ሂብካ ምፍፃም ይግባእ-ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ትልምታት ጠመተ ሂብካ ምፍፃም ይግባእ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር። ኣብ እወንታዊ ኣጋጣሚታት ብምድራኽን ብድሆታት ናብ እወንታዊ ፅዕንቶ ብምልዋጥን ብጥንካረ ምስራሕ ከምዝግባእ እውን…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ህንፀት ስሉጥ መገዲ ሚኤሶ-ድሬዳዋ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ልዑል መስመር ንግዲ ዝኾነ ህንፀት ስሉጥ መገዲ ሚኤሶ-ድሬዳዋ ኣጀሚሮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ስሉጥ መገዲ ሚኤሶ-ድሬዳዋ መንግስቲ ዓውዲ ትራንስፖርት ዘበናዊ ንምግባር ዘለዎ…

ቅነ ኣሸንዳ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቅነ ኣሸንዳ ኣብ ትግራይ ካብ 16 ነሓሰ ክሳብ 16 መስከረም ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት ኢዩ ይኽበር። ብባህላዊ መመላኽዒ ዝያዳ ፀቢቐንን ማዕሪገንን፣ ጋመ ተቖኒነን፣ ኩትሻ ኣብ እዝነን ሕንቆ መስቀልን ባቡር መስቀልን ኣብ ክሳደን ገይረን፣ ኮንጎ…

ኣርቲስት ደበበ እሸቱ  ናይ ኩሉ ግዘ እሙን ኣገልጋሊ ኢትዮጵያ ነይሮም – ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርቲስት ደበበ እሸቱ  ናይ ኩሉ ግዘ እሙን ኣገልጋሊ ኢትዮጵያ ነይሮም  ኢለን ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ። መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣…

ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ንሃገሩ ዝነበሮ ፍቕሪን ቅዋምን ዝፀንዐ፣ በቢእዋኑ ዘይቀያየር ዓብዪ ናይ ጥበብ ሰብ ነይሩ-ነብዩ ባዬ (ረ/ፕ)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ንሃገሩ ዝነበሮ ፍቕሪን ቅዋምን ዝፀንዐ፣ በቢእዋኑ ዘይቀያየር ዓብዪ ናይ ጥበብ ሰብ ነይሩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ነብዩ ባዬ (ረ/ፕ)። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ብሕልፈት ህይወት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ…

ቼልሲን ክሪስታል ፓላስን ብማዕረ ተፈላለዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ሰሙም መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ሰዓት 10፡00 ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ቼልሲን ክሪስታል ፓላስን ብማዕረ ተፈላለዮም። ብተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ዝተገበረ ፀወታ፥ ኖቲንግሃም ፎረስት ኣብ ልዕሊ  ብሬንትፎርድ…

ዝተማልአ ስብእና ዘለዎ ሰብ ሃገር ኢዩ ዘቐድም – መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተማልአ ስብእና ዘለዎ ሰብ ሃገር ኢዩ ዘቐድም ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)። እቶም ዋና ኮሚሽነር ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ሓደ ትውልዲ ንቕድሚት ካብ ዝወስዶ ነገር ሓደ ጠንካራ ዝኾኑ…

ኣብ ወረዳ ተንታ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ኣባላት ሓደ ስድራ ዝኾኑ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ተንታ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ኣባላት ሓደ ስድራ ዝኾኑ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን እታ ወረዳ ወርቅነህ መላኩ ንፋና ዲጂታን ከምዝበልዎ፥ እቲ ሓደጋ ብሰንኪ እቲ ጋህሶ መሬት…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ብሕልፈት ህይወት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ብሕልፈት ህይወት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሓዘን፥ ብዝሰርሖ ኩሉ ንኢትዮጵያን ኢትዮጵያያንን…

ፕሬዚዳንት ታዬ ብሕልፈት ህይወት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ብሕልፈት ህይወት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሓዘን፥ ህቡብን ተፈታዊን ናይ ኪነ ጥበብ ሰብ ደበበ እሸቱ ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላዩ…