Fana: At a Speed of Life!

ፌዴሬሽናት ካራቴ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፌዴሬሽናት ካራቴ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ከቲሞም። ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽናት ካራቴ ኢትዮጵያ ሙሉነህ ጎሳዬ፥ እቲ ስምምዕነት ሞያተኛታት ስፖርት ካራቴ ኢትዮጵያዊያን ናይ ሙያ ምዕባለ ነክረኽቡ ልዑል ኣስተዋፅኦ…

ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ከተማ ሃረር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዘዳለዎ መበል ራብዓይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ከተማ ሃረር ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ ሃይማኖት ንሰላም፣ ሓድነትን ሕብረትን ዝዝቲ ዘሎ እንትኸውን፥ መራሕቲ ትካላት ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ…

ምድሪ ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ጉዕዞ ምዕባለና ዝሽከም ንክኸውን ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትራንስፖርት ምድሪ ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ጉዕዞ ምዕባለና ዝሽከም ንክኸውን ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ታከለ ኡማ (ኢ/ር)። ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ኣብ መዓልቲ ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ትራንስፖርት…

ብራኸ ኢትዮጵያ ምስ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝተዛመደ ኢዩ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብራኸ ኢትዮጵያ ምስ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝተዛመደ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ኣክሲዮን ማሕበር ትራንስፖርት ምድሪ ባቡር ኢትዮ ጂቡቲ ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ሎሚ ንጎሆ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። ሓላፊ ዲቪዥን ቁፅፅር ሓደጋ ትራፊክ ፖሊስ ኮነሚሽን ክልል ሲዳማ ኮማንደር ከበደ ከኔራ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝተዛረብዎ፥ እቲ ሓደጋ ወንዶ ማዞሪያ ተባሂሉ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ሪፎርም ኢኮኖሚ፣ ቀጣናዊን ዓለም ለኻዊን ስትራቴጂካዊ ዲፕሎማሲ ብዘሳልጥ መገዲ ተኸታታሊ ተግባራት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወርሒ ሰነን ሓምለን 2017 ዓ.ም ቁልፊ ዝኾኑ ብሄራዊ ትግበራ ፖሊሲ፣ ሪፎርም ኢኮኖሚ፣ ቀጣናዊን ዓለም ለኻዊን ስትራቴጂካዊ ዲፕሎማሲ ብዘሳልጥ መገዲ ተኸታታሊ ተግባራት ምክያዶም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…

ዩኒቨርሲቲ ስቴት ኦሮሚያ 1 ሺሕን 973 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ስቴት ኦሮሚያ 1 ሺሕን 973 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቲ ዩንቨርስቲ ብቐዳማይ ዲግሪ 964 ከምኡ ‘ውን ብኻልኣይ ዲግሪ 1 ሺሕን 09 ተምሃሮ ኢዩ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል ሰዓዳ ዓብዱርሃማንን ካልኦት…

ኣብ ዘይሕጋዊ ዕዳጋ ዝተሳተፉ 354 መዐደሊታት ነዳዲ ክሲ ክቐርበሎም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘይሕጋዊ ዕዳጋ ዝተሳተፉ 354 መዐደሊታት ነዳዲ ክሲ ክቐርበሎም ኢዩ ኢሉ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ደስታው መኳንንት (ዶ/ር) ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ መዐደሊ ነዳዲ ኣብ ዘይብሎም…

ሰራዊት ምክልኻል ዘበናዊ ትካል ኮይኑ ንቐፃሊ ትውልዲ ንምርካብ ይስራሕ ኣሎ- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ዘበናዊ ትካል ኮይኑ ንቐፃሊ ትውልዲ ንምርካብ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ከይዲ ህንፀት ዋና መምርሒ ምህንድስና ሰራዊት ምክልኻልን ቢሮታትን…

ነበር ኣፈፃሚ ስራሕ ሬዲዮ ፋና ኣይተ ሙሉጌታ ገሰሰ ኣብርሃ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ሬዲዮ ኣይተ ሙሉጌታ ገሰሰ ኣብርሃ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ኣይተ ሙሉጌታ ካብ1984 ክሳብ 1992 ዓ.ም ንሬድዮ ፋና ብሓላፍነት ዝመርሑ እንትኾኑ፥ ድሕሪ እዚ ንሓፂር ግዜ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ሜጋ መከፋፈልን…