ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ “ኤም ዋን ኣብራምስ” ን “ሊዮፓርድ 2” ታንክታት ዘዕኑ ሮቦት ዕላዊ ገይራ Desta Jan 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ "ኤም ዋን ኣብራምስ" ን "ሊዮፓርድ 2" ታንክታት ዘዕኑ ሮቦት ዕላዊ ገይራ። ጀርመንንኣሜሪካን ቅድሚ ክልተ መዓልታት "ኤም ዋን ኣብራምስ" ን "ሊዮፓርድ 2" ታንክታት ንዩክሬን ንምልኣኽ ድልዋት ከምዝኾና ምግላፀን ይዝከር። ነዚ ስዒቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ ዕላዊ ኮይኑ Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ ዕላዊ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ምዘናን ፈተናን ተምህርቲ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ እቶም ተፈተንቲ ካብ ሎሚ ምሸት ሰዓት 5ን 30 ደቓይቕን ጀሚሩ ውፅኢቶም ብድረ ገፅ https://eaes.edu.et/ ፤ ብ6284 ሓፂር መልእኽቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሱዳን ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ኣብ ሱዳን፣ ካርቱም ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፃንሒቶም ምስ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሱዳንን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ዝገበርዎ ዘተ ውፅኢታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ፈላማይ ኣወዳድባ ዳያስፖራ ሎሚ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ፈላማይ ኣወዳድባ ዳያስፖራ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ዳያስፖራታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ሱዳን ብምምፅአይን ምስ ኣብ መንጎ ልሓታዊ ህዝቢ ሱዳን ብምርካበይን ሕጉስ ኢየ-ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ናብ ሱዳን ብምምፅአይን ምስ ኣብ መንጎ ልሓታዊ ህዝቢ ሱዳን ብምርካበይን ሕጉስ ኢየ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ብጄኔራል ኣብዱል ፋታሕ ኣል ቡርሃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 160 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ካብ ጂቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣብታ ሃገር ምስ ዝርከብ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር 160 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ካብ ጂቡቲ ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰ ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ እቶም ተመለስቲ እቶም 32 ዕድሚኦም ካብ 18 ንታሕቲ ከምዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ፓርቲታት ፖለቲካን ጉጅለ ምንዳይ ሰለስቲኣዊ መፍትሕን ዘቲዮም Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ፓርቲታት ፖለቲካን ጉጅለ ምንዳይ ሰለስቲኣዊ መፍትሕን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ናይ ኢትዮጵያ መትከል ኢድ ኣእታውነት ዘይ ምህላው ንባዕላ ጥራሕ ዘይኮነስ ንካልኦት እውን ዝሰርሕ ከምዝኾነ…
ጥዕና ሳዕቤን ዘይንቡር ምፍሳስ ደም ወርሓዊ ፅግያት Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣስታት ርብዒ ደቂ ኣንስትዮ ምሒር ብዝሒ ፃግነ (menorrhagia) ተባሂሉ ዝፍለጥ ሕክምናዊ ኵነታት ከምዘጋጥመን መፅናዕቲታት ይሕብሩ። ከቢድ ፅግያታዊ ደም ድማ ሜነረጂያ (menorrhagia) ከቢድ ወይ ንነዊሕ እዋን ዝፈስስ ዘይንቡር ወርሓዊ…
ቴክኖሎጂ መዓልታዊ ኣብ ኢንተርነት እንዝርግሖ ስእልን ቪድዮን ኣበይ ይኽዘን? Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዓልቲ ክንደይ ግዜ ተሌፎንካ ትጥምት? ኣብዚ ዓመት ዝተገብረ ሓደ መጽናዕቲ ከም ዘመልክቶ፡ ሓደ ሰብ ብማእከላይ ገምጋም ኣብ መዓልቲ 58 ግዜ ተሌፎኑ ይርኢ፤ ካብዚ 58 እቲ 30 ኣብ ቦታ ስራሕ እዩ። እቲ መጽናዕቲ ኣብ 47 ሃገራት ዝተኻየደ…
ስፓርት ኣትሌታት ንመበል 44 ሻምፒዮና ዓለም ልምምድ ይገብሩ ኣለዉ Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)18 ለካቲት 2023 ዓ.ም.ፈ ኣብ ኣውስትራሊያ ከተማ ባትረስት ንዝግበር መበል 44 ሻምፒዮና ዓለም፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ልምምድ ይገብሩ ኣለዉ። ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያ በምውካል 14 ደቂ ኣኒስቲዮ ዘርከበኦም 28 ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም።…