Fana: At a Speed of Life!

ኢንዳስትሪታት ሓፂነ መፂንን ኢንጂነሪንግን ኣብ ኢትዮጵያ ይስፋሕፍሑ ኣለዉ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንዳስትሪታት ሓፂነ መፂንን ኢንጂነሪንግን ኣብ ኢትዮጵያ ይስፋሕፍሑ ኣለዉ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ካብ ኣዲስ ኣበባ 30 ርሒቓ ኣብ እትርከብ ገላን…

ኣብ ቅነ በዓል ሕብረተሰብ ብቴክኖሎጂ ተሓጊዙ ካብ ዝግበር ምድንጋር ንገዛእ ርእሱ ንክሕሉ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቅነ በዓል ሕብረተሰብ ብቴክኖሎጂ ተሓጊዙ ካብ ዝግበር ምድንጋር ንገዛእ ርእሱ ንክሕሉ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ኢትዮጵያ ፌዴራል ፖሊስ ናይ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን መምርሒ ሓላፊ ጀይላን ኣብዲ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ሕብረተሰብ…

“ስለኢትዮጵያ” ናይ ስእሊ ዓውደ ርእይን ናይ ፓናል ዘተን ኣብ ሰመራ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ፕሬስ ትካል ዘዳለዎ "ስለኢትዮጵያ" ናይ ስእሊ ዓውደ ርእይን ናይ ፓናል ዘተን ኣብ ሰመራ ይካየድ ኣሎ። ካብ 1950ታት ጀሚሩ በቢእዋኑ ዝነበሩ ናይ ኢትዮጵያ ፖለቲካ ወሳኒ ኩነታት፣ ኣብ ታሪክ ብርኪታት ዝተልዓሉ ሕቶታት ህዝቢ፣…

ናይ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ጋንታ ናብ ሞሮኮ ዝገብሮ ጉዕዞ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ጋንታ ንቻን ውድድር ምድላው ናብ ሞሮኮ ዝገብሮ ጉዕዞ ጀሚሩ። እቲ ብሄራዊ ጋንታ ናብ ግብፂ ካይሮ በረራ ዝገበረ እንትኸውን፥ እቲ ጋንታ ቅድሚ ደቓይቕ ብሰላም ካይሮ ከምዝበፅሐ ተፈሊጡ። እቲ ብሄራዊ ጋንታ ንሒደት ደቓይቕ…

ኣብ ትግራይ 8 ሆስፒታላት ሓዊሱ 26 ጣቢያታት ጥዕና መሰረታዊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ 8 ሆስፒታላት ሓዊሱ 26 ጣቢያታት ጥዕና መሰረታዊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚረን። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ኣየለ ተሾመ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ እተን ትካላት ጥዕና ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት…

ነበር ርእሰ ሊቃነጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሮማ ፖፕ ቤኔዲክት ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር መበል 16 ርእሰ ሊቃነጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ፖፕ ቤኔዲክት ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ነበር ርእሰ ሊቃነጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ቤኔዲክት ብዝሓደሮም ሕማም ኣብ መበል 95 ዕድሚኦም ሎሚ መዓልቲ ከምዝዓረፉ ተገሊፁ።…

ማእኸል ልምዓት ኢትዮ ሳይበር ታለንት ዘሰልጠኖም ተምሃርኡ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ልምዓት ኢትዮ ሳይበር ታለንት ዘሰልጠኖም ተምሃርኡ የመርቕ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም  ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቶም  ኣብቲ ማእኸል ዝስልጥኑ ዝነበሩ 62 መናእሰይ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንገስቲን…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምስ ተወከልቲ ህዝብን ኣመራርሓን ክልል ኦሮሚያ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምስ ተወከልቲ ህዝብን ኣመራርሓን ክልል ኦሮሚያ ይዛተ ኣሎ። እቲ ዘተ ኣብ ቀፃሊ ክግበር ዝተሓሰበ ዘተ ናይ ተሳተፍቲ ምልላይን ኣተኣኻኽባ ኣጀንዳን ዝጠመተ ከምዝኾነ ኦ ቢ ኤን ፀብፂቡ። ኮሚሽነር ዘገየ ኣስፋው እቲ ዘተ…

ኣገልግሎት ጥዕና ንኹሉ ንምብፃሕ መርሃ ግብሪ መድሕን ጥዕና ብዝበለፀ ተበፃሒ ንምግባር ምርብራብ ይግባእ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ጥዕና ንኹሉ ንምብፃሕ መርሃ ገብሪ መድሕን ጥዕና ብዝበለፀ ተበፃሒ ንምግባር ምርብራብ ይግባእ መክትም ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ብሔራዊ ቤት ምኽሪ ኣገልግሎት መድሕን ጥዕና ማሕበረሰብ ለኸ…

ሰሜን ኮሪያ ናብ ክልል ባሕሪ ጃፓን ሚሳኤል ከምዘወንጨፈት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ናብ ክልል ባሕሪ ጃፓን ሚሳኤል ከምዘወንጨፈት ተገሊፁ። ወተደራዊ ሰብ መዚ ጃፓን ከምዝበልዎ፥ ካብ ፒዮንግያንግ ናብ ሸነኽ ደቡባዊ ኣንፈት ናብ እትርከብ ክልል ህዋንግሄ ዝተወንጨፈ ሚሳኤል ተወንጨፍቲ ሓፂር ርሕቐት ሚሳኤላት ከምዝኾኑ…