Fana: At a Speed of Life!

ሞሮኮን ሴኔጋልን ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምልዓል ክጋጠማ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ኣሰናዳኢት ሃገረ ሞሮኮን ሴኔጋልን ዋንጫ ንምልዓል ናብ ሜዳ ክኣትዋ ኢየን። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 4፡00 ኣብ ዋና ከተማ ሞሮኮ ዝኾነት ራባት ስታዲየም ፕሪንስ ሙላይ ኣብደላ ክካየድ ኢዩ። ኣብ ቅድሚ ደገፍቱ…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ደንቢ ኢኮ ሎጅ መኣዲ ንትውልዲ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ደንቢ ኢኮ ሎጅ መኣዲ ንትውልዲ መሪቖም። ደንቢ ኢኮ ሎጅ ኣብ 36 ነጥቢ 7 ሄክታር መሬት ዝዓረፈ ናይ ዝሕሎ ደኒን ሃፍቲ ተፈጥሮን ውህብቶ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒስትር ገሊፁ። ናይ ሃገርና ዓውዲ…

ፀወታ ደርቢ ማንቹሪያን  …

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ሰዓት 9፡30 ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎልድ ኣብ ዝሳለጥ መበል 22 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቸስተር ዩናይትድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ ክራኽባ ኢየን። ምስ ኣርሰናል ብ6 ነጥቢ ትሕት ኢሉ ዝርከብ ማንቼስተር ሲቲ ኣብቲ ፕሪሚየር ሊግ ዝገበሮም…

በዓል ጥምቀት መንፈሳዊ ስርዓቱ ብዝሓለወ መገዲ ክኽበር ይግባእ- ብፁእ ኣቡነ ሳዊሮስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ዋና ኣካያዲ ስራሕ ላዕለዋይ ቤተክህነት፣ ሊቀ ጳጳስ ደቡብ ምዕራብ ሸዋን ሸገር ከተማን ኣህጉረ ስብከት ብፁእ ኣቡነ ሳዊሮስ በዓል ጥምቀት መንፈሳዊ ስርዓቱ ብዝሓለወ መገዲ ክኽበር ይግባእ ኢሎም። ብፁእ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘይብፅሒት ወረቐት ሽይጣት ክፍፅሙ ዝተረኸቡ 11 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ነጋዶ መካፋፈልቲ እታዎት ዓውዲ ኮንስትራክሽን ብዝተገበረ ናይ ታክስ ኦፕሬሽን ብዘይብፅሒት ወረቐት ሽይጣት ክፍፅሙ ዝተረኸቡ 11 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም። ቢሮ እቶት ‘ቲ ምምሕዳር ከተማ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሎ፥…

ቀደማይ ሚኒሰትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ወረዳ ሱርማ ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብቤት ፅሕፈት ቀደማዊት እመቤት ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ወረዳ ሱርማ ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ብምኽኒያት ሕልፈት ህይወት ኣርቲስት ነፃነት ወርቅነህ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብምኽኒያት ሕልፈት ህይወት ኣርቲስት ነፃነት ወርቅነህ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣርቲስት ነፃነት ወርቅነህ ሃንደበት ብምዕራፉ ሓዘን…

ካቢኔ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘሳለጦ መበል ሻውዓይ ስሩዕ ኣኼባ  ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። ብመሰረት እዚ፥ ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ቤት ፅሕፈት ምድላው ፕሮጀክት መሓውራዊ ፕላን ኣዲስ ኣበባ ዘቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ብተወሳኺ ረቂቕ ደንቢ…

ኣርቲስት ነፃነት ወርቅነህ ካብ’ዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርቲስት ነፃነት ወርቅነህ ብዝሓደሮ ሕማም ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላዩ ኢቢኤስ ቴሌቪዥን ገሊፁ። ኣርቲስት ነፃነት ወርቅነህ በብኣቕራቢነት ቴሌቪዥን ፕሮግራም፣ ተዋሳኣይነትን ካልኦት ስራሕቲ ጥበብን ኢዩ ዝፍለጥ። ኩለ መዳይ ኣርቲስት  ነፃነት…

ፓርቲ ብልፅግና ተረባሕነት ህዝቢ ንምዕባይ ዝጀመሮም ተግባራት ከጠናኽር ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ተረባሕነት ህዝቢ ንምዕባይ ዝጀመሮም ተግባራት ከጠናኽር ኢዩ  ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን እቲ ፓርቲ ኣይተ ኣደም ፋራህ። ኣብ ከተማ ሆሳኢና ክካየድ ዝፀንሐ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ እቲ ፓርቲ…