ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንኢትዮጵያ ብሓባር ንምምዕባል ልዑል ግደ ኣለዎ Desta Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንኢትዮጵያ ብሓባር ንምምዕባል ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሎም ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣሰሮም ኣንቢሮም፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ከተማ ጅማ ዊልቼሮች ብውህብቶ ኣበርኪተን Desta Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ከተማ ጅማ ዊልቼሮች ንጉድኣት ኣካል ብውህብቶ ኣበርኪተን። ቤረት ፅሕፈት ቀዳማዊት ሚኒስትር ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሃገርና ንዝነብሩ ደገፍ ንዝጠልቡ ጉድኣት ኣካል ድጋፍ ዊልቼር ናይ ምግባር መርሃ ግብሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሃረሪ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ Desta Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ፥ ግብሪ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልልን ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓምለዋይ ኣሰር ንዓለም ዘደምም ስራሕ ንሰርሕ ኣለና-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንዓለም ዘደምም ስራሕ ንሰርሕ ኣለና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ሓምለዋይ ኣሰር ናይ ምንባር መርሃ ግብሪ ኣሰረን ኣንቢረን። ሓምለዋይ ኣሰር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲ ምትካል ኣብ ዓለም ልዑል ውፅኢት ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ (ዶ/ር) Desta Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲ ምትካል ኣብ ዓለም ልዑል ውፅኢት ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዞባ ጅማ ሓምለዋይ ኣሰሮም ብምንባር ናይ ሎሚ ዘበን ናይ ሓደ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ሓዱሽ ታሪክ ንዓለም ንምርኣይ ተዳሊና ኣለና – መንግስቲ Desta Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ምኽኣልና ደጊምና እነርእየሉ ዕለት ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት ተስፋሁን ጎበዛይ ሎሚ ዝካየድ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ብብርኪ ሃገር ካብ ሰዓት 12፡00 ጀሚሩ ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲታት ክትከል ኢዩ Desta Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ብብርኪ ሃገር ካብ ሰዓት 12፡00 ጀሚሩ ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲታት ክትከል ኢዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሓሙስ ብሓባር ታሪኽ ንስራሕ ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ስርዓት ምግቢ፥ ኢትዮጵያ ልምዲ ዘካፈለትሉን ኣካል መፍትሒ ኮይና ዝቐረበትሉን ነይሩ-መንግስቲ Desta Jul 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዘተኣናገደቶ መበል ካልኣይ ጉባኤ ስርዓት ምግቢ ልምዲ ዘካፈለትሉን ኣካል መፍትሒ ኮይና ዝቐረበትሉን ነይሩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ። እቲ ኣገልግሎት ምዝዛም እቲ ጉባኤ ጠሚቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ መንግስታት ኢትዮጵያን ጣሊያንን…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንዓውዲ ውልቀ 121 ሚሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ፈቒዱ Desta Jul 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዓውዲ ውልቀ ካብ ዘቕረብዎም ሕቶታት ሸርፊ ወፃኢ ውሽጢ 505 ብምፅዳቕ 121 ሚሊየን ዶላር ፈቒዱ። እቲ ባንኪ ካብ መንጎ ዝቐረቡ ሕቶታት 81 ሚኢታዊ ንዝኾኑ ሕቶታት ምላሽ ብምሃብ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሸርፊ ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ስርዓት ምግቢ ኢትዮጵያ ግደኣ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ፕሬዚዳንት ታዬ Desta Jul 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ስርዓት ምግቢ ኢትዮጵያ ግደኣ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። መዛዘሚ መበል ካልኣይ ጉባኤ ስርዓት ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ይሳለጥ ኣሎ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዛዘሚ እቲ መድረኽ ኣብ…