ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ክሊማዊ ለውጢ ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን Desta Jul 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ክሊማዊ ለውጢ ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን። በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ፔትሮሊየምን ክሊማዊ ለውጠን ፓኪስታን ሙሳዲክ ማሱድ ማሊክ (ዶ/ር) ዘቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ግብርና ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ስምምዕ ከቲመን Desta Jul 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ግብርና ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ስምምዕ ከቲመን። ኣብቲ ስምምዕነት ሰነድ፥ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር)ን ሚኒስትር ግብርና ጣሊያን ፍራንሲስኮ ሎሎብሪጊዳን ክታሞም ኣንቢረሙሉ። ኣብ መንጎ ክልቲአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ካልኣይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jul 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ካልኣይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ብዙሓት መራሕቲ ሃገራት ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኢትዮጵያ ሉእላውነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዘካየደቶ ተግባራት ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ ንማሕበረሰብ ዓለም ኣካፊላ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሕብረት ኮሞሮስ ዘቲዮም Desta Jul 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሕብረት ኮሞሮስ ኣዛሊ ኣሱማኒ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ቅድሚ መበል ካልኣይ ጉባኤ ስርዓት ምግቢ ሕቡራት መንግስታት፣ ሓወይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን… Desta Jul 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ብሄራዊ ባይቶ ፓኪስታን ሰይድ ዩሱፍ ራዛ ጊላኒ ኣብ ኢትዮጵያ ዕዉት ዝኾነ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር መሰረት ዝገበረ ሃገራዊ ወፍሪ ሓምለዋይ ኣሰር ፓኪስታን ከጀመር ኢየ ኢሎም። እቶም ኣቦ መንበር ምስ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ሚሊየናት ብምትካል ኣካል ታሪኻዊ ጉዕዞ ምብራኽ ንኹን-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ Desta Jul 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓደ ፀሓይ ሚሊየናት ብምትካል ኣካል ታሪኻዊ ጉዕዞ ምብራኽ ንኹን ኢሉ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ንኢትዮጵያ ናብ ዝነበረቶ ጥንታዊ ሽፋን ደኒ ብምምላስ ሓምለዋይ ልባስ ንምኽዳን ዝጀመርናዮ ፃዕሪ መበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ዲጂታላዝ፣ ዘበናዊን ምቹእን ከተማ ንምግባር….. Desta Jul 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝወሃቡ ኣገልግሎታት ዘበናዊ፣ ፍትሓዊን ስሉጥን ንክኾኑ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ቢሮ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣዋሌ መሓመድ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝወሃቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቴሌ ብር ልዕሊ 4 ነጥቢ 9 ትሪሊየን ብር ዝውውር ገንዘብ ተኻይዱ Desta Jul 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብቴሌ ብር ልዕሊ 4 ነጥቢ 9 ትሪሊየን ብር ዝውውር ገንዘብ ተኻይዱ ኢለን ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬሂወት ታምሩ። ፍሬህይወት ታምሩ፥ ኢትዮ ቴሌኮም ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባር ብዙሓት ስራሕቲ ይስርሑ ከምዘለዉ ተዛሪበን። ኣብ…
ቢዝነስ ኢትዮ ቴሌኮም 162 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ Desta Jul 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ባጀት ዓመት 2017 ዓ.ም 162 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ፥ እቲ ትካል ኣብቲ ዓመት ዝነበሮ ኣፈፃፅማ ስራሕ ዝጠመተ ፀብፃብ ኣቕሪበን። ኣብ መብርሂአን፥ ፍልፍል እቶት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰርን ክረምታዊ ወለንታዊ ኣገልግሎትን ናብ ትውልዲ ዝሳገሩ ሃፍቲታት ኢዮም Desta Jul 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምለዋይ ኣሰርን ክረምታዊ ወለንታዊ ኣገልግሎትን ናብ ትውልዲ ዝሳገሩ ሃፍቲታት ኢዮም ኢለን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ(ኢ/ር)ን ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያ ስላሴን። ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር፣ ፍትሒን ሰላምን ከምኡውን ተፀዋዕቲ ትካላት…