Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብ150 ሚሊየን ዶላር ዘህነፆም ፕሮጀክትታት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብ150 ሚሊየን ዶላር ዘህነፆም ፕሮጀክትታት ኣመሪቑ። እቶም ፕሮጀክትታት፥ ክፍሊታት መፀገኒ ነፈርቲ፣ ማእኸል ፅገና ነፈርቲን ካብ ምትንኻፍ ሰብ ናፃ ዝኾነ መኽዘንን ኢዮም። ኣብ ስነ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ዋና ኣዛዚ…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ካብ ሽይጣት ካርቦን ዝርከብ እቶት ዘዕቢ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ በቢዓመቱ እተካይዶ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ካብ ሽይጣት ካርቦን ዝርከብ እቶት ዘዕቢ ኢዩ ኢሉ ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ። ኣብቲ ትካል ኣተሓባባሪ ብሄራዊ ፕሮግራም ንከያ ምስዳድ ካርቦን ይተብቱ ሞገስ (ዶ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥…

ዩንቨርስታት ኢትዮጵያዊ ክብሪ ተቐባልነት ጋሻ ትካላዊ ምግባር ትፅቢት ይግበረለን-ኣይተ መሓመድ ኣድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሰላም ኣይተ መሓመድ አድሪስ፥ ዩንቨርስታት ኢትዮጵያዊ ክብሪ ተቐባልነት ጋሻ ትካላዊ ምግባር ትፅቢት ይግበረለን ኢሎም። ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር ሰከላም፣ ዩንቨርስቲ ጎንደረን ምምሕዳር ከተማ ጎንደርን፥ ዩንቨርስቲ ጎንደር “ስድራ ቃል ኪዳን”…

ኣብ ዞባ ኣሪ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት 5 ኣባላት ሓደ ስድራ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ኣሪ ወረዳ ደቡብ ኣሪ ጣቢያ ኮመር ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት 5 ኣባላት ሓደ ስድራ ህይወቶም ስኢኖም። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ፖሊስ እቲ ክልል ምክትል ኮማንደር ኣሸናፊ ሃይሌ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ኣብቲ ጣቢያ…

ፍሪያት ዓውዲ ሆርቲካልቸር ዘሰስን ስትራቴጂ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሪያት ዓውዲ ሆርቲካልቸር ዘሰስን ስትራቴጂ ዕላዊ ኮይኑ። ብሄራዊ ሰትራቴጂ ሆርቲካልቸርን ፕሮግራም ፍላግሺፕ ልምዓት እንስሳን መጀመሪ መርሃ ግብሪ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፥ ዓውዲ ሆርቲካልቸር ውሕስነት ሰርዓተ ምግቢ…

ናይ ኣዲስ ኣበባ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 2017 ዓ.ምን ትልሚ 2018 ዓ.ም ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 2017 ዓ.ምን ትልሚ 2018 ዓ.ም ምምሕዳር  ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ መድረኽ ከምዝበልኡ፥ ኣብ ባጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ እቲ 95 ሚኢታዊ ዕዉት…

ኣብ ክልል  ኦሮሚያ ኣስታት 51 ሺሕ ዝኾኑ ከይዲታት ፍርዲ ብኦንላይን ተሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል  ኦሮሚያ ኣብ 2017 ዓ.ም ኣስታት 51 ሺሕ ዝኾኑ ከይዲታት ፍርዲ ብኦንላይን ተሳሊጦም። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሽመልስ ኣብዲሳ፥ ኣብ ሻድሻይ ጨፌ ኦሮሚያ መበል ታሽዓይ ስሩዕ ጉባኤ ናይቲ ክልል ናይ 2017 ዓ.ም ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…

ዝተረኸበ ኣንፃራዊ ሰላም ዘላቒ ንምግባር ሐዚ እውን መንግስቲ ፃውዒት ሰላም የቕርብ- ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝተረኸበ ኣንፃራዊ ሰላም ዘላቒ ንምግባር ሐዚ እውን መንግስቲ ፃውዒት ሰላም የቕርብ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ። ኣብ ሻድሻይ ጨፌ ኦሮሚያ መበል ታሽዓይ ስሩዕ ጉባኤ ናይቲ ክልል ናይ 2017 ዓ.ም…

ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ሻድሻይ ጨፌ ኦሮሚያ ራብዓይ ዘበን መበል ታሽዓይ ስሩዕ ጉባኤኡ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንክልተ መዓልታት ከካይድ ኢዩ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ኣፈፃፅማ መደባት 2017 ዓ.ምን ናይ 2018 ዓ.ም ትልሚን ክዛተ ኢዩ ተባሂሉ። ዝተፈላለዩ ሹመታት ከፅድቕ ኢዩ…

ኣባላት እዚ ሰሜን ምዕራብ ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባላት እዚ ሰሜን ምዕራብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። እቲ ተኸላ ፈልሲ “በምትካል ምብራኽ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ እንትኸውን፥ ንመበል ሻውዓይ ግዘ ዝካየድ ዘሎ መርሃ ግብሪ ኢዩ። ዋና ኣዛዚ እቲ እዚ…