Fana: At a Speed of Life!

ፈላማይ ጉጅለ ኪነ ጥበብ ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ከምርሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) "ኪን ኢትዮጵያ - ናይ ኢትዮጵያ ምብራኽ ብስራት" በዝብል መሪሕ ሓሳብ ባህሊ ኢትዮጵያ ዘፋልጥ ፈላማይ ጉጅለ ኪነ ጥበብ ኢትዮጵያ ቀፃሊ ዕለተ ሰንበት ናብ ቻይና ከምርሕ ኢዩ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገለግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ፣…

ሓምሻይ ዙሪያ ውድድር ናይ ተዓወትትቲ  ተዓወትትቲ ፋና ላምሮት ፅባሕ እውን ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምሻይ ዙሪያ ውድድር ናይ ተዓወትትቲ  ተዓወትትቲ ፋና ላምሮት ፅባሕ እውን ክካየድ ኢዩ። ፅባሕ ኣብ ምድብ ክልተ ዘለዉ ሽዱሽተ ተነሓናሕቲ ምስ ባንድ ኮከብ ልዑል ንሕንሕ ከካይዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ እዮቤል ፀጋዬ፣ ናሆም ነጋሽ፣ ሱራፌል…

ዕርቀ ሰላም! ብሽማግለ ዓዲን ኣቦታት ሃይማኖትን ዝግበር ኢሂን-ምሂን ፍርኡ ጥዑም እዩ፡፡

መንግስቲ ፌዴራል ብሽምግልና፣ ኢሂን-ሚህንን ምይይጥን ፀገማትካ ምምርማርን ምፍታሕን ቀዳምነት ከምዝህብ ብዝተፈላለየ እዋን ብግብሪ ኣርእዩ እዩ። ኣብ ነዊሕ ፖለቲካዊ ታሪኽን ስርዓተ-መንግስትን ሃገርና “ሃገራዊ ዕርቂ፣ ሃገራዊ ምኽክር፣ ፖለቲካዊ ልዝብ” ወዘተ. ዝበሉ ማሕበረ-ሰባዊ ኣምራት ናብ…

ኣብ ከይዲ ዘተ ተሳትፎ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ክብ ንምባል ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከይዲ ዘተ ተሳትፎ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ክብ ንምባል ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ኮሚሽን ጥበቡ ታደሰ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ከይዲ እቲ ዘተ ንቑሕ ተሳትፎ እናገበሩ…

ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ጭቡጥ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ክትግበር ዝፀንሐ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ጭቡጥ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ። ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕድላት ዲጂታል ብምጥቃም ምህዞ ዘለዎን ኣብ ፍልጠት ዝተደረኸን ኢኮኖሚ ንምህናፅ ዘኽእል ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝምራሕ ኢኒሼቲቭ ኢዩ።…

ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ድልዊ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ መቃድሾ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 34 ኣኼባ ድልዊ ሓይሊ ኣካላት ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ መቃድሾ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሹመኛታት ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ሰራዊት ኩለን ኣባል ሃገራት፣ ሚኒስትራት ምክልኻል ሃገርን ላዕለዎት ኤክስፐርትታትን…

ኢትዮጵያ ጠንካራን  ዘላቕነት ዘለዎን ኢኮኖሚ ትሃንፅ ኣላ- ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ  ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ጠንካራን  ዘላቕነት ዘለዎን ኢኮኖሚ ትሃንፅ ኣላ ኢሎም። ኢኮኖሚክ ኣሶሴሽን ኢትዮጵያ ዘሰናደኦ መበል 22 ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ። ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ኣብ…

150 ፕሮጀክትታት ትምህርቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ባጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ኣብ ምምሕዳር እታ ከተማ 150 ፕሮጀክትታት ትምህርቲ ተመሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም ኢለን። ኣብቲ ባጀት ዓመት ልዕሊ 5 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ…

ንትሕቲ 18 ክሳብ 20 ዓመት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒዮና ኣፍሪካ ንዝሳተፉ ትሕቲ 18 ክሳብ 20 ዓመት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩ። ኣብ ክልቲ ብርኪታት ዕድመ ኣብ ዝግበሩ ውድድራት ኢትዮጵያ ብኹሎም ፆታታት ብ28 ኣትሌታት ክትሳተፍ ኢያ። ናይ ምድላው እዋን ምንኣስን…

ሓምለዋይ ኣሰር ፅርይቲን ዝሓሸት ኢትዮጵያን ንምህናፅ ይሕግዝ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ፅርይቲን ዝሓሸት ኢትዮጵያን ንምህናፅ ይሕግዝ ኣሎ ኢለን ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ለሊሴ ነሜ (ኢ/ር)። እቲ በዓል መዚ ምስ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ክልል ኦሮሚያ ብምትሕብባር ኣብ ከተማ ሸገር ተኸላ ፈልሲ…