ስፓርት ዴንማርክን ቱኒዚያን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን Desta Nov 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴንማርክን ቱኒዚያን ብማዕረ ውፅኢት ባዶ ብባዶ ተፈላሊየን። ነዚ ስዒቡ ነጥቢ ተማቒለን ኣለዋ። መበል 22 ዋንጫ ዓለም ኣብ ኳታር ይካየድ ምህላዉ ይፍለጥ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኢንዶነዥያ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ብውሑዱ 160 ሰባት ሞይቶም Desta Nov 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዶነዥያ ደሴት ጃቫ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ብውሕዱ 160 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊፁ። ካልኦት ብኣማኢት ዝቑፀሩ ድማ ከምዝተጎድኡን ሰብ መዚ እታ ሃገር ኣፍሊጦም። እቲ 5 ነጥቢ 6 ማግኒቱዩድ ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ንብዙሓት መንበሪ…
ስፓርት ኢትዮ ፌሪስ ትካል ትራንስፖርት ባሕሪ ተጣይሹ Desta Nov 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ፌሪስ ትካል ትራንስፖርት ባሕሪ ተጣይሹ። እቲ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርተን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያን ትካል ተራንስፖርት ጣና ሃይቂን ብምውሃድ ኢዮም ኣጣይሸምዎ። መርሃ ግብሪ ምጥያሽ እቲ ትካል በዝምልከት ኣብ ባህርዳር ተሳሊጡ።…
ስፓርት ስዑዲ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ኣርጀንቲና 2 ን1 ተዓዊታ Desta Nov 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዑዲ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ኣርጀንቲና 2 ን1 ተዓዊታ። ኣብቲ ፀወታ ኣብ መበል 10 ደቒቓ ሊዮኔል መሲ ብፍፁም ቅፅዓት ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ቅድሚ ዕረፍቲ 1 ንባዶ ምምራሕ እኳ እንተኸኣለት፥ ስዑዲ ዓረብ ደሕሪ ዕረፍቲ ውፅኢት እቲ ፀወታ ቀይረምዎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲ ቻይና ንምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ደገፍ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ገይሩ Desta Nov 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ቻይና ንምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ደገፍ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ገይሩ። እቲ ደገፍ ኣሰራርሓታት ዘጠናኽሩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ “እቲ ኤምባሲ ዝገበረልና ደገፍ ኣወሃህባ ኣገልግሎት እቲ ከተማ ብዝበለፀ ንምምሕያሽ ዝሕግዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 1 ሺሕ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Nov 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ዙር ስራሕ ምምላስ ዜጋታት ሎሚ ልዕሊ 1 ሺሕ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ምስ መንግስቲ ስዑዲ ዓረብ ብመሰረት ዝተገበረ ስምምዕነት ኣብ ቀዳማይ ዙር ብዝተገበሩ 198 በረራታት ልዕሊ 71 ሺሕ ዜጋታት ከምዝተመለሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ ኣቲየን Desta Nov 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሰብኣዊ ሓገዛት ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ ከምዝኣተዋ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውሕመ ኣፍሊጡ። እተን ተኝከርከርቲ ህይወት ኣድሕን ደገፍ ሓዊሱ መድሓኒት፣ ዝዓነዉ ኣባይቲ መሊስካ ንምፅጋን ዘገልግሉ ከምኡውን ዝተጎድኡ ሰባት ንምሕካም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሽግግር ሱዳን ተዛቲዮም Desta Nov 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሽግግር ሱዳን ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ጉዳያት ክልቲአን ሃገራት ዝጠመተ ከመዝነበረ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። …
ስፓርት ኣብ ኳታር ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዋንጫ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Desta Nov 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዋንጫ ዓለም 2022 ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ብምኽኒያት ጉድኣት ንሳዲዮ ማኔ ዘየሰለፈት ሴኔጋል ምስ ኔዘርላንድስ ሰዓት 7 ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ኣብ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህፁፅ ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ሎሚ መዓልቲ ናብ ሽረ በፂሖም Desta Nov 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፅ ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ሎሚ መዓልቲ ናብ ሽረ ከምዝኣተዉ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ገሊፁ። እቲ ደገፍ ሕክምና ብነፈርቲን ተሽከርከርቲን ከምዝተልኣኸ ተገሊፁ። እቲ ትካል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ሒሳቡ ከምዝገለፆ፥ እቶም 20…