መውሊድ ነቢዩ መሓመድ እንትነኽብር ኣስተምህርኡ ብምዝካር ክኸውን ኣለዎ-ሚኒስትር ቀጄላ መርዳሳ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ልደት ነቢዩ መሓመድ እንትነኽብር ኣስተምህርኡ ብምዝካር ክኸውን ኣለዎ ክብሉ ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ተዛሪቦም።
እቲ በዓል ኣብ ዝኽበረሉ ዘሎ ኣንዋር መስጊድ ተረኺቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ነቢዩ መሓመድ ሩህሩህን ደቂ ሰባት…