Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ባጫ ደበሌ ማሕበረሰብ ዓለም መንግስቲ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ሰላም ንክድግፍ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬኒያ ባጫ ደበሌ ማሕበረሰብ ዓለም መንግስቲ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ሰላም ንክድግፍ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣምባሳደር ባጫ ኣብ ኬንያ ንሓላፊት ቤት ፅሕፈት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዘይነብ ሃዋ ባንጉራ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ቀዋሚ…

 “ንዑ ናይ ሓባር ገዛና ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ፓነል ዘተ መናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ንዑ ናይ ሓባር ገዛና ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ፓነል ዘተ መናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ኣብ ሆቴል ካፒታል ዝካየድ ዘሎ እነትኸውን፥ ብማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴርን ሚኒስትር ባህሊን…

ፕሬዚዳንት ባይደን ብሕብረት ኣፍሪካ ዝምራሕ ከይዲ ሰላም ከምዝድግፉ ዝገለፅዎ ሓሳብ ቅዋም መንግስቲ ኢትዮጵያ ኢዩ- ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ሃገሮም ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ንምፍታሕ ብሕብረት ኣፍሪካ ዝምራሕ ከይዲ ሰላም ከምዝድግፉ ዝገለፅዎ ሓሳብ ቅዋም መንግስቲ ኢትዮጵያ ኢዩ ክብሉ  ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ኣፍሊጦም። መበል 77…

ኣብ ከተማ ወልዲያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ወልዲያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ዞባ ሰሜን ወሎ ወረዳ ጉባ ላፍቶ ምስ ባንኪ ደም ወልዲያ ብምትሕብባር ዘዳለዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ተሳተፍቲ እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ግንባር…

ብሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሰመራ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሰመራ ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ብርእሰ ምምሕዳር ኣወል ኣርባን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኣብ ፃንሒቱ ኣብ ክሊ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፋብሪካ መፍረዪ “ኢንሱሌሽን ብላንኬት” ኣውሮፕላን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፋብሪካ መፍረዪ "ኢንሱሌሽን ብላንኬት" ኣውሮፕላን ኣመሪቑ። እቲ ፋብሪካ ብልዕሊ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዝተሃነፀ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ምረቓ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ ጣሰው መስፍን፣…

 “ፀብፃብ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ንፖለቲካዊ ባህጊ መፈፀሚ ዝወዓለን ሓቂ ዝኸሓደን ኢዩ”-ጄፍ ፒርስ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ፀብፃብ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ንፖለቲካዊ ባህጊ መፈፀሚ ዝወዓለን ሓቂ ዝኸሓደን ኢዩ” ክብሉ ተመራማሪ ታሪኽ ጄፍ ፒርስ ኣፍሊጦም። ካናዳዊ ተመራማሪ ታሪኽን ደራሲን ጄፍ ፒርስ፥ በቲ ኮሚሽን ምስክርነትን ፍልፍላት ሓበሬታን ዝተጋበዙ…

 “ብዓለም ለኸ ሰብ ሞያ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኢትዮጵያ ዝወፅአ ረቂቕ ፀብፃብ ባዶ ፀብፃብ ፖለቲካ ኢዩ”-የሱፍ ኢብራሂም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓለም ለኸ ሰብ ሞያ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኢትዮጵያ ዝወፅአ ረቂቕ ፀብፃብ ባዶ ፀብፃብ ፖለቲካ ኢዩ ክብሉ ኣይተ የሱፍ ኢብራሂም ገሊፆም። ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ኣብንን በዓል ሞያ ዓለም ለኸ ሕጊታትን ኣይተ ዮሱፍ ምስ ፋና ቴሌቪዥን ፕሮግራም…

ኣብ ዙሪያና ዘሎ ዓቕሚ ምልላይ ወሳኒ ፍልጠት ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዙሪያና ዘሎ ዓቕሚ ምልላይ ወሳኒ ፍልጠት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ሓደ እዋን ብሓደጋ ውሑጅ ተቓላዒ ዝነበረ ክልል ዓፋር ከባቢ…

ሚኒስቴር ዕደና ምስ ኩባኒያ  ፖሊ ጂ ሲ ኤ ል ዝኣተዎ ውዕል ኣቋሪፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ዕደና ፌዴሪኢ ኣብ ምድላይ ተፈጥሮኣዊ ጋዝን ነዳዲን ምስ ኩባኒያ  ፖሊ ጂ ሲ ኤ ል ዝኣተዎ ውዕል ኣቋሪፁ። ሚኒስትር ዕደና ታከለ ኡማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ምስቲ ኩባኒያ ዝነበረ ውዕል ካብ ትማሊ ጀሚሩ ከምዝተቛረፀ…